Author: Admin

1 238 239 240 241 242 265 2400 / 2647
ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 19 July 2019 ኣመሪካ ምስ ኢራን ኣብ እትሰሓሓበሉ ዘላ እዋን፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር ምዃና ንክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም ወትሃደራት፣ [...]
ብህግደፍ ዝድገፉ ኣቡናት ኣብ ልዕሊ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ የካይዱ

ብህግደፍ ዝድገፉ ኣቡናት ኣብ ልዕሊ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ የካይዱ

Radio Erena: 18 July 2019 ብሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝምርሑ ኣቡናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ፓትርያርክ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ ኣብ ምክያድ ተጸሚዶም ይርከ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስሓብ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ካብ የመን የሻቕላ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስሓብ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ካብ የመን የሻቕላ

Radio Erena: 18 July 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ካብቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ስትራቴጃዊ ከባቢታት ክትስሕብ ምውሳና፣ ንስዑዲ ዓረብ ከምዘሻቐላ ፖለቲካውያን ተንተንቲ ገሊጾም። ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን የመ [...]

تخفيض حصة الفرد من الخبز في اسمرا

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاربعاء 17 يوليو 2019 اصدر القسم الاقتصادي للجبهة الشعبية أمرا بتخفيض حصة الفرد من الخبز إلى خبزة واحدة في اليوم مع زيا [...]
ግብጺ፣ ሬሳ ኤርትራዊት መንእሰይ ብጌጋ ናብ ሊብያ ልኢኻ

ግብጺ፣ ሬሳ ኤርትራዊት መንእሰይ ብጌጋ ናብ ሊብያ ልኢኻ

Radio Erena: 17 July 2019 ግብጺ፣ ንሬሳ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብጌጋ ናብ ሊብያ ከምዘፋነወት ማዕከናት ዜና ሊብያ ሓቢረን። ሬሳ ናይታ ስማ ዘይተጠቕሰት፣ ጓል 18 ዓመት ኤርትራዊት፣ ናብ ኤርትራ ክልኣኽ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ

ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ

Radio Erena: 17 July 2019 ኣብ ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ውድባትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ። እቲ ብኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ክድፍኣሉ ዝጸንሐ እማመ፣ ስልጣን ሒዙ [...]
ኣስመራ፣ ብኩፖን ዝዕድል ዝነበረ ክልተ ባኒ ናብ ሓደ ወሪዱ

ኣስመራ፣ ብኩፖን ዝዕድል ዝነበረ ክልተ ባኒ ናብ ሓደ ወሪዱ

Radio Erena: 17 July 2019 ኣስመራ፣ ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ዋጋኡ ተረጋጊኡ ዝጸንሐ ባኒ እናተሳእነ ይመጽእ ኣሎ። መንግስቲ፣ ብኩፖን ንሓደ ሰብ ክልተ ባኒ ክዕደል እኳ እንተጸንሐ፣ ኣብዚ እዋ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 17 July 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ። እቲ ብ"ስም ሸኽ ከሊፋ" ንኢትዮጵያ ተመዲቡ ዘሎ ምወላ፣ ከም ኣካል ናይቲ ሕቡራት ኢማራት [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ

Radio Erena: 17 July 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ፣ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ምሕታታ ጋዜጣ ኒው ቪዥን ካብ ካምፓላ ሓቢራ። ኡጋንዳ ነዚ ሕቶ ተቕር [...]
ኤርትራ፣ ዝተዓጽዋ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ናጻ ኣገልግሎት ይህባ ኔረን

ኤርትራ፣ ዝተዓጽዋ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ናጻ ኣገልግሎት ይህባ ኔረን

Radio Erena: 16 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ዝዓጸወን፣ ብካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ዝእለያ ትካላት ጥዕና፣ ዓመታዊ ንኣስታት200 ሽሕ ሰባት ኣገልግሎት ይህባ ምንባረን ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ cath.ch፣ [...]
1 238 239 240 241 242 265 2400 / 2647