Author: Admin

1 235 236 237 238 239 265 2370 / 2647
ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ

ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ

Radio Erena: 31 July 2019 ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ መላእ ሃገራት ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ወሲኑ። እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ ኮርዶፋን፣ [...]

الرئيس اسياس يعين صوفيا تسفا ماريام سفيرا لارتريا لدى الأمم المتحدة

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 30 يوليو 2019 تفيد مصادر دبلوماسية لإذاعة إرينا بأن الرئيس اسياس افورقي أصدر قرارا بتعيين السيدة صوفيا تسفا مار [...]
ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም፣ ቀዋሚት ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ተመዚዛ

ወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም፣ ቀዋሚት ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ተመዚዛ

Radio Erena: 30 July 2019 ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ንወ/ሮ ሶፍያ ተስፋማርያም፣ ብደረጃ ኣምባሳደር፣ ቀዋሚት ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ከተገልግል ከምዝመዘዛ ዲፕሎማሳውያን ወገናት ሓቢሮም። ኣምባሳ [...]
ዕስለ ኣንበጣ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

ዕስለ ኣንበጣ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 30 July 2019 ኣብ እዋን ክራማት ዝጸፈየ እንቋቆሖ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ኤርትር ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ከጋጥም ከምዝኽእል ውድብ መግብን ሕርሻን ኣጠንቂ [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ

ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ

Radio Erena: 30 July 2019 ሱዳን፣ ንስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ንምድጋፍ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ካብ ዝጸንሐት ገለ ክፋል ሰራዊታ ትስሕብ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን። እተን ማዕከናት ዜና፣ ንኣፈኛ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ

ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ

Radio Erena: 30 July 2019 ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ከምዝበጽሐ ማዕከን ዜና ጋሮወ ኣፍሊጡ። እቲ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኮይኑ ዝተመዘዘ ጄምስ ስዋን፣ ንመጀመርያ እዋ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ፈስቲቫላት ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ፈስቲቫላት ኣካይዶም

Radio Erena: 28 July 2019 ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ዓበይቲ ፈስቲቫላት ኣካይዶም። ኣብዚ ብ26ን 27ን ሓምለ ኣብ ከተማ ስቶኮ [...]
መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ክምዝግባ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ክምዝግባ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 28 July 2019 መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት ክምዝግባ ብቤት ፍርዲ ውሳኔ ሓሊፉ። ቤት ፍርዲ እስራኤል ብረቡዕ 17 ሓምለ ኣብ [...]
ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 150 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሊብያ ጥሒሎም

ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 150 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሊብያ ጥሒሎም

Radio Erena: 27 July 2019 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምእታው ዝሓለኑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 150 ሰባት ኣብ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ላዕለውይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣ [...]
ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

Radio Erena: 26 July 2019 ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ካብ 24 ሓምለ፣ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ እቲ ምስመር፣ ብና [...]
1 235 236 237 238 239 265 2370 / 2647