Author: Admin

1 234 235 236 237 238 265 2360 / 2647
ስዑዲ ዓረብ፣ ንደቀንስትዮ ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንደቀንስትዮ ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ

Radio Erena: 04 August 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ደቀንስትዮ ብገዛእ ርእሰን ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ። ስዑዳውያን ደቀንስትዮ ብዘይ ፍቓድ በዓል ቤተን፣ ኣቦአን ወይ ዓቢ ሓወን ኣብ ዝሃለወ ዕድመ ይሃልዋ ፓስ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንሓደ ኣባሉ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ መሊሲዎ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንሓደ ኣባሉ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ መሊሲዎ

Radio Erena: 02 August 2019 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኢሳይያስ ንዝተባህለ ሰራሕተኛ እቲ ኤምባሲ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶ እቶም ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኣረጋጊጾም። እቲ ኢሳ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ተተኺሉ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ተተኺሉ

Radio Erena: 02 August 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ዘመተ ሓምላይ ወፍሪ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ከምዝተተኽለ ንወግዓዊ መግለጺ መንግስቲ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢ [...]
በዓልቲ ቤት ንመራሒ ዱባይ፣ ኣብ ግዱድ ሓዳር ከይትጸንሕ፣ ውሕስነት ክወሃባ ንቤት ፍርዲ እንግሊዝ ሓቲታ

በዓልቲ ቤት ንመራሒ ዱባይ፣ ኣብ ግዱድ ሓዳር ከይትጸንሕ፣ ውሕስነት ክወሃባ ንቤት ፍርዲ እንግሊዝ ሓቲታ

Radio Erena: 02 August 2019 በዓልቲ ቤቱ ንመራሒ ዱባይ ሸኽ መሓመድ ቢን ራሺድ ኣል ማኽቱም፣ ልእልቲ ሃያ ቢንት ኣል ሑሰን፣ ኣብ ግዱድ ሓደር ከይትጸንሐ፣ ውሕስነት ክወሃባ ናብ ቤት ፍርዲ ከተማ ለንደን ምሕታት [...]
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን ደሃያ ጠፊኡ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን ደሃያ ጠፊኡ

Radio Erena: 01 August 2019 ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን፣ ናብ ኤርትራ ክትምለስ ድሕሪ ዝቐረበላ ጻውዒት፣ ደሃያ ጠፊኡ ከምዘሎ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኤረና ኣፍሊጦም። እታ ኣምባሳደር፣ ና [...]

اختفاء سفيرة دولة ارتريا في فرنسا

اذاعة ارينا الدولية الأخبار: الخميس 1 اغسطس 2019 . أكدت مصادر لإذاعة إرينا بأن سفيرة دولة ارتريا في فرنسا السيدة هانا سيمون اختفت من موقع عملها ولم ت [...]

أوامر بلدية بإيقاف معامل تعبئة المياه في ارتريا

اذاعة إرينا: الاخبار 1 اغسطس 2019 تفيد مصادر إذاعة إرينا من الداخل بأن إدارة البلدية المحلية أصدرت أوامرا بإيقاف مصانع تعبئة المياه من العمل، ولم تحد [...]
ኤርትራ፣ መጻረዩ ኣብ ቀጠር ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ክትገጥም’ያ

ኤርትራ፣ መጻረዩ ኣብ ቀጠር ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ክትገጥም’ያ

Radio Erena: 01 August 2019 ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ። ፊፋ፣ ብሰኑይ 29 ሓምለ፣ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ መጻረዪ መድብ ናይተን፣ [...]
ኣስመራ፣ ዝተጻረየ ዕሹግ ማይ ዘፍርያ ትካላት ደው ክብላ ተሓቢርወን

ኣስመራ፣ ዝተጻረየ ዕሹግ ማይ ዘፍርያ ትካላት ደው ክብላ ተሓቢርወን

Radio Erena: 31 July 2019 ኣብ ኣስመራ፣ ብ"ማይ ሰሓ" ዝፍለጥ፣ ዝተጻረየ ዕሹግ ማይ ዘፍርያ ትካላት፣ ደው ክብላ መምርሒ ከምዝተዋህበን ተምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እተን ትካላት፣ ፍርያተን ደው ከብላ እንተይኮ [...]
ጀርመን፣ ንሓደ ቆልዓ ናብ ባቡር ደፊኡ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ስዊዘርላንድ ብፖሊስ ይህደን ምንባሩ ተሓቢሩ

ጀርመን፣ ንሓደ ቆልዓ ናብ ባቡር ደፊኡ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ስዊዘርላንድ ብፖሊስ ይህደን ምንባሩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 31 July 2019 ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ፍራንክፎርት፣ ንሓንቲ ኣደ ምስ ወዳ ናብ ባቡር ብምድፋእ ቅትለት ዝፈጸመ ኤርትራዊ መንእሰያት፣ ኣቐዲሙ ብፖሊስ ስዊዘርላንድ ይህደን ምንባሩ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]
1 234 235 236 237 238 265 2360 / 2647