Author: Admin

1 232 233 234 235 236 265 2340 / 2647
ኣመሪካ፣ ሕ/ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ኣመሪካ፣ ሕ/ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 09 August 2019 ኣመሪካ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን። ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት [...]
ኣብ ምርኢት ሳዋ ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት እታ ሓንቲ ብምውዳቃ፣ ክልተ ኣብረርታ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ምርኢት ሳዋ ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት እታ ሓንቲ ብምውዳቃ፣ ክልተ ኣብረርታ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 09 August 2019 ኣብ መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ኣብ ምርኢት ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት፣ እታ ሓንቲ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታን ሓደ ቴክኒሻንን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና  ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

Radio Erena: 08 August 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ከምዘቀመጠ፣ ሚኒስትሪ ፋይናንስ'ቲ ንግስነት፣ ብሰሉስ 7 ነሓሰ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 08 August 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ዝሓለፈ ሰነ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ሓይልታት ከም ዝነበሮ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ መጀመርያ ዕለት ናይዚ ወርሒ ካብ ቤት ጽ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ

ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ

Radio Erena: 08 August 2019 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ካብ መጋቢት 2011 ኣትሒዞም ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ናብ ኣመሪካ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ኣጽዲቑ። ኣመሪካ፣ ንዜጋታት መብዛሕተ [...]
ኣዛዚ ናይቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝምርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ

ኣዛዚ ናይቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝምርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 07 August 2019 ኣብ የመን ንዝካየድ ኵናት ዝመርሕ ዘሎን ኣዛዚ ሓይልታት ልፍንቲ ኣንጻር ግብረ ሽበራን፣ ወራሲ ዓራት፣ ሌተናት ጀነራል ፋሃድ ቢን ቱርኪ ቢን ዓብደልዓዚዝ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ [...]
ካናዳ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ምንቅስቓስ ይኣክል ንምሕያሉ ይውደቡ

ካናዳ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ምንቅስቓስ ይኣክል ንምሕያሉ ይውደቡ

Radio Erena: 07 August 2019 ኣብ ካናዳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ንምንቅስቓስ ይኣክል ብዝሓየለ ምልክዕ ንምቕጻሉ፣ ሓድሽ ውዳበታት ኣካይዶም። እቶም ካብ 12 ከተማታት ዝተኣኻኻቡ ኤርትራውያን፣ ብ3 [...]
ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ከገልግሉ’ዮም

ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ከገልግሉ’ዮም

Radio Erena: 07 August 2019 መንግስቲ ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ኤርትራ ከዋፍር ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር -ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቶም ማእከላይ ገምጋም 39 ዓመት ዕድመ ዘለዎም ቻይናውያን ሰብ ሞያ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞታት ጉሉሕ ኣበርክቶ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብ ናይ ለውጢ መድረኽ ይግለላ ከምዘለዋ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞታት ጉሉሕ ኣበርክቶ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብ ናይ ለውጢ መድረኽ ይግለላ ከምዘለዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 August 2019 ኣብ ሱዳን ፣ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ንምእላይ ይኹን ድሒሩ ኣንጻር ስልጣን ንዝበሓተ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ተቓውሞታት ኣብ ምስታፍ መሪሕ ተራ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብዚ ና [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ እትነጥፍ መርከብ ተዋፊራ

ፈረንሳ፣ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ እትነጥፍ መርከብ ተዋፊራ

Radio Erena: 06 August 2019 ካብ ሊብያን ንዝብገሱ ንስብገሱ ስደተኛታት፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጥም ሓደጋታት ምጥሓል ኣብ ምድሓን እትዋፈር መርከብ፣ ብ4 ነሓሰ ካብ ወደባዊት ከተማ ማርሰይት ተበጊሳ። [...]
1 232 233 234 235 236 265 2340 / 2647