Author: Admin

1 221 222 223 224 225 265 2230 / 2647
ሶማልያ፣ ኣልሸባብ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 12 ወትሃደራት ቡሩንዲ ተቐቲሎም

ሶማልያ፣ ኣልሸባብ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 12 ወትሃደራት ቡሩንዲ ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 September 2019 ኣልሸባብ፣ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 12 ወትሃደራዊት ብሩንዲ ተቐቲሎም። ካልኦት ሽድይሽተ'ውን ከምዝቖሰሉ፣ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ንወትሃደራዊ ምንጭታት ካብ ብጁምብራ ብ [...]

ارتريا الثانية عالميا في سوء خدمة الانترنت

اذاعة ارينا الدولية الاخبار: الاثنين السادس عشر من سبتمبر 2019 أحتلت ارتريا المركز الثاني عالميا كأسوأ بلد في تقديم خدمة الانترنت على مستوى العالم. [...]
ቦሎኛ፣ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ መሰልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ ተኻይዱ

ቦሎኛ፣ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ መሰልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 16 September 2019 ካብ ዝተፈላለ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢጣልያ ከተማ ቦሎኛ ዝወፈሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ዓመጽን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ደው ክብል ጸዊዖም። [...]
“ኤርትራ፣ ድሕሪ ሰሜን ኮርያ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር’ያ” ITU

“ኤርትራ፣ ድሕሪ ሰሜን ኮርያ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር’ያ” ITU

Radio Erena: 16 September 2019 ኣብዛ ዓለም ካብ ዘለዋ 288 ሃገራት እታ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር፣ ሰሜን ኮርያ'ያ። ኣህጉራዊ ማሕበር ቴሌኮሚኒኬሽን ብዘቕረቦ መጽናዕቲ መሰረት፣ 25 ሚል [...]
ኣብ ልዕሊ ዕደናታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ “ኢድ ኢራን” ኣለዎ ተባሂሉ

ኣብ ልዕሊ ዕደናታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ “ኢድ ኢራን” ኣለዎ ተባሂሉ

Radio Erena: 16 September 2019 ብቀዳም 14 መስከረም፣ ነዳዲ ኣብ ዝዕደነሉ ክልተ ከባቢታት ስዑዲ ዓረብ፣ ድሕሪ ዝተኻየደ ናይ ሰብ ኣልቦ በረርቲ መጥቃዕታት፣ ኢድ ኢራን ከምዘለዎ ስዑዲ ዓረብን ኣመሪካ ወቒሳ። [...]
ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ

ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 15 September 2019 ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ሕጽረት ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ግቡእ ቀረብ ኣገልግሎት ማይ [...]
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ክኸፍትኦ ተሳማሚዐን

ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ክኸፍትኦ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 15 September 2019 ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘሎ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ክኸፍትኦ ተሳማሚዐን። ክልቲኤን ሱዳን ኣብዚ ስምምዕ’ዚ ዝበጽሓ፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪርን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓም [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቡራዩ ዝርከብ ንቑጣ ፖሊስ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቡራዩ ዝርከብ ንቑጣ ፖሊስ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ

Radio Erena: 15 September 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሓደ ናይ ፖሊስ ንቑጣ ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። እቲ ኣብ ከተማ ቡራዩ ዝርከብ ን [...]
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል

ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል

Radio Erena: 13 September 2019 ስዊዘርላንድ፣ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ናይ መተባብዒ ሓገዛት ክትገብር ምዃና ገሊጻ። ብፍቓዶም ናብ ሃገሮም ንዝመለሱ ወጻእተኛታት፣ ናይ ትምህርቲ ይኹን ካልእ መደባ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ዘትያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ዘትያ

Radio Erena: 13 September 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ መሰል እምነታት ብምትኳር፣ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲን ወንጌላውያንን ኣብያተ ክርስትያን ኣመሪካ ዘተ ከምዘካየደት ተሓቢሩ። እቲ ብ10 መስከረ [...]
1 221 222 223 224 225 265 2230 / 2647