Author: Admin

1 214 215 216 217 218 265 2160 / 2647
ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

Radio Erena: 10 October 2019 ኣብ ርዋንዳ፣ "ደቂንስትዮ ርኹሳት'የን" ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ከምዝተሰጎገ፣ መንግስታዊ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ግሬግ ስኮፍ ዝተባህለ ፓስተር፣ ብዝውንና፣ መንፈ [...]

الخطوط الجوية الاوغندية تسير رحلات إلى اسمرا

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 9 اكتوبر 2019 أكدت الخطوط الجوية الاوغندية وضمن خطتها التشغيلية المقبلة بأنها سوف تسير رحلات منتظمة بين كمبالا [...]
ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ

ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 09 October 2019 ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ዳግም ዝትንሳእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካብን ናብን ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዝጅምረሉ ዕለት ግና ብንጹር [...]
ኢትዮጵያ፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ሻቕሎት ይፈጥር

ኢትዮጵያ፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 09 October 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐስ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ኣዝዩ ኣሻቓሊ ጉዳይ ኮይኑ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመ [...]
ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ቆላሕታ ክግበረሉ ዝጽውዕ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ተቓውሞታት የካይድ

ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ቆላሕታ ክግበረሉ ዝጽውዕ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ተቓውሞታት የካይድ

Radio Erena: 09 October 2019 ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና፣ ኣብ ዘሻቕል ደረጃ በጺሑ ኣሎ እናበለ ዝጣበቕ፣ Extinction Rebellion XR ዝተባህለ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት የካይድ [...]
ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

Radio Erena: 09 October 2019 ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ምርካባ ኣፍሊጣ። እቲ ገንዘብ ኣካል እቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት [...]
ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ኣሎ

ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ኣሎ

Radio Erena: 08 October 2019 ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ሓደ ካብዚ ውጥናት እዚ፣ ናብ ኣስመራ፣ ባጽዕን ከረንን ጥራይ ንዝንቀሳቐ [...]
ሽወደን፣  ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም

ሽወደን፣ ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም

Radio Erena: 08 October 2019 ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ስቶኮልም፣ ከባቢ ቦትሺርካ፣ ብዘጋጠመ ከቢድ ናይ መኪና ሓደጋ፣ ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ሓደጋ፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን'ውን [...]
መራሕቲ ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ

መራሕቲ ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ

Radio Erena: 08 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቅን፣ ፕረዚደንት መሰጋገሪ መንግስቲ ጀነራል ቡርሃን ዓብደል ፈታሕን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ ብ [...]

روسيا تزيد عدد المنح الدراسية المقدمة لارتريا

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 7 اكتوبر 2019 أكد مسئولون روس بأن بلادهم تسعي إلى زيادة عدد الطلاب الارتريين الدارسين لديها خاصة في مجالات العلو [...]
1 214 215 216 217 218 265 2160 / 2647