Author: Admin

1 205 206 207 208 209 265 2070 / 2647
ጅቡቲ፣ ወደብ ታጁራን መቐለን ዘራኽብ ሓድሽ ጽርግያ ተመሪቑ

ጅቡቲ፣ ወደብ ታጁራን መቐለን ዘራኽብ ሓድሽ ጽርግያ ተመሪቑ

Radio Erena: 11 November 2019 ኣብ ጅቡቲ፣ ካብ ወደብ ታጁራ ናብ ከተማ መቐለ ዘራኽብ ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ተመሪቑ። እቲ 112 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያ፣ ኩዌት ብዝመወለቶ 156 ሚልዮን ዶላር ዝተሃ [...]
ሱዳን፣ ሕማቕ ሸሮኽ ዳግማይ ይቀላቐል

ሱዳን፣ ሕማቕ ሸሮኽ ዳግማይ ይቀላቐል

Radio Erena: 11 November 2019 ኣብ ሱዳን፣ ዞባታት ብሉ ናይልን ሰናርን፣ ካብ 2 መስከረም ኣትሒዙ332 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ከምዝተጠቕዑ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። መግለጺ እቲ [...]
ደቡብ ሱዳን ምቋም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ተናዊሑ

ደቡብ ሱዳን ምቋም ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ተናዊሑ

Radio Erena: 11 November 2019 ደቡብ ሱዳን፣ ሰሉስ 12 ሕዳር ክቐውም ዝነበሮ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ፣ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ሚያርዲትን መራሒ ተቓዋወምቲ ሬክ ማቻርን ተሰማሚዖም [...]
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን

መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን

Radio Erena: 10 November 2019 መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዝተፈናጨለ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብምጥቃም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ራዕድን ፍርሕን ከም ዝነግሶም ይገብር ከም ዘሎ ሬድዮ [...]
ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 10 November 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝዓበየ ተራ ዝተጻወተ ሓይሊ ንናጽነትን ለ [...]
ኣል ሑቲ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ሚሳይል፣ 8 ሰባት ሞይቶም

ኣል ሑቲ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ሚሳይል፣ 8 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 10 November 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ኣልማኻ ብዘካየዶ ናይ ሚሳይል ደብዳብ፣ ብዉሑዱ ሸሞንተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣፍሊጡ። ወሃብ ቃል ኣልሑቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ በቲ ደብዳብ ሓ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ

Radio Erena: 08 November 2019 ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት፣ ሓባራዊ ጻዕሪ ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኽሩ። እቲ ውድብ ብ4 [...]
ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ 90 ሽሕ ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ የመን ተሰዲዶም

ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ 90 ሽሕ ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ የመን ተሰዲዶም

Radio Erena: 08 November 2019 ካብ ፈለማ ወርሒ ሚያዝያ ናይዚ ዓመት'ዚ፣ ኣስታት 90 000 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ቀይሕ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ የመን ከም ዝኣተዉ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) [...]
ኢትዮጵያ፣ ግብጺ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ተሃድሶ ዝጸንሐን ዘይምርድዳእ ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ክፈትሓ ብመንገዲ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ኢትዮጵያ፣ ግብጺ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ተሃድሶ ዝጸንሐን ዘይምርድዳእ ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ክፈትሓ ብመንገዲ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: 08 November 2019 ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዲጋ ተሃድሶ ዝጸንሐን ዘይምርድዳእ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ ክልተ ኣዋርሕ ከፈትሐኦ፣ ብመንገዲ ምምሕዳር ትራም ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ኣፍሊጠን። [...]
ኤርትራ፣ ወፍሪን ንግድን ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ወፍሪን ንግድን ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

Radio Erena: 07 November 2019 ኤርትራ፣ ወፍሪ ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ፣ ንሶማል ጥራይ ቀዲማ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ። ባንክ ዓለም፣ ኣብቲ Doing Business 2020 ብዝብል ኣርእስ [...]
1 205 206 207 208 209 265 2070 / 2647