Author: Admin

1 204 205 206 207 208 265 2060 / 2647
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲታት ይልሕም ምህላዉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲታት ይልሕም ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 14 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርስታት'ውን ይልሕም ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት እታ ሃገር ገሊጾም። ኣብ ክ [...]
ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዘርጊሓ

ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዘርጊሓ

Radio Erena: 14 November 2019 ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ዘሕተመቶ ሓድሽ ባጤራ ናብ ዕዳጋ ዘርጊሓ። ህዝቢ እታ ሃገር፣ ዝጸንሖ ዶላር ኣመሪካ፣ ራንድ ደቡብ ኣፍሪቃን ካልእ ባጤራታትን በዚ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ቻይና ብዝተረኽበ ልቃሕ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ ጽርግያ ይህነጽ ኣሎ

ኤርትራ፣ ካብ ቻይና ብዝተረኽበ ልቃሕ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ ጽርግያ ይህነጽ ኣሎ

Radio Erena: 13 November 2019 ኩባንያ ቻይና፣ ሰፈኮ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ፣ 134 ኪሎሜተር ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ይሃንጽ ኣሎ። እቲ ጽርግያ ካብ መንግስቲ ቻይና ብዝተረኽበ ናይ ኣ [...]
ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኣ

ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኣ

Radio Erena: 13 November 2019 መንግስቲ ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ከምዝዘርግሐ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ሱና ሓቢሩ። ሱና፣ ንሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትርን ማዳኒ ዓባ [...]
ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ መራሒ ቦሊቭያ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ

ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ መራሒ ቦሊቭያ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ

Radio Erena: 13 November 2019 ንልዕሊ ሓደ ውርሒ ብዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝተገደደ ፕረዚደንት ቦሊቭያ፣ ኢቮ ሞራለስ፣ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ። ካብ 2006 ኣትሒዙ ን13 ዓመታት ኣብ ስልጣ [...]

أجهزة الأمن الارترية تتعقب الارتريين في اديس ابابا

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 12 نوفمبر 2019 أكدت مصادر لإذاعة ارينا من اديس ابابا بان اجهزة الأمن الارترية تستغل الاضطرابات التي تشهدها اثيو [...]
ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ፣ “ኣጸሊማትኒ” ንዝበላ መደበር ቴሌቪዥን ከሲሱ

ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ፣ “ኣጸሊማትኒ” ንዝበላ መደበር ቴሌቪዥን ከሲሱ

Radio Erena: 12 November 2019 ኣብ ኡጋንዳ፣ NTV ዝተባህለት መደበር ቴሌቪዥን፣ ብምስግጋር ደቂሰብ ኣጸሊማትኒ ብምባል ሓደ ኢርትራዊ ነጋዳይ ከሲሱዋ። እቲ ምሕረትኣብ ስዮም ተመልሶ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ እታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብተጓሃሃር ናይ ብሄር ግጭት ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብተጓሃሃር ናይ ብሄር ግጭት ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 12 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ እትርከብ፣ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብዝተጓሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ 2 ሰባት ሞይቶም። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝተጎሃሃረ ግጭት ኣብ መንጎ ተወላዶ [...]
ሪያድ፣ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ክካየድ’ዩ

ሪያድ፣ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 12 November 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን፣ ን25 ሕዳር ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ። እዚ ዋዕላ፣ ረብሓታት ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ንምሕላው ዝዓለመ'ዩ ተባሂሉ። ነዚ ዋዕ [...]
Cracks in the Horn

Cracks in the Horn

Radio Erena: 11 November 2019 The Horn of Africa is facing an existential test as the ethnic clashes threat to sweep its two giants Ethiopia and Su [...]
1 204 205 206 207 208 265 2060 / 2647