Author: Admin

1 203 204 205 206 207 265 2050 / 2647
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ኣዚዙ

መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ኣዚዙ

Radio Erena: 18 November 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ምእዛዙ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማርዮ ኦቢጋ ካኒኣ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር፣ ንሬድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል ኣብ ዝሃቦ ሓ [...]
14 November 1962 A Day to Remember

14 November 1962 A Day to Remember

Radio Erena: 17 November 2019 14 November 2019 coincided with the 57th anniversary of the abrogation of the Federation between Ethiopia and Eritrea [...]
ኤርትራ፣ ቤ/ክ ቅድስተ ማርያም ስቶክሆልም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ይከላበቱ

ኤርትራ፣ ቤ/ክ ቅድስተ ማርያም ስቶክሆልም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ይከላበቱ

Radio Erena: 17 November 2019 ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን እትርከብ ቤተክርስቲያን ቅድስተ ማርያም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ቀዋሚ ቦታ ስኢኖም ይከላበቱ ከምዘለዉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ሓቢሩ። እቶም ዝምረጹ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘ዩኒቨርሲታት ክሳብ ምዕጻው ስጉምቲ ክንወስድ ኢና’ ቀ/ሚ

ኢትዮጵያ፣ ‘ዩኒቨርሲታት ክሳብ ምዕጻው ስጉምቲ ክንወስድ ኢና’ ቀ/ሚ

Radio Erena: 17 November 2019 ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨሲታት ኢትዮጵያ ተጎሃሂሩ ዘሎ ብሄር ዘንቀሎ ግጭት ኣተኲሩ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክሳብ ዩኒቨርሲቲ ምዕጻው ዝበጽሕ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝኽ [...]
ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓ  ተሳማሚዐን

ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 17 November 2019 ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ብዘተን ሰላማዊን መንገዲ ክፈትሓ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ናይ ሶማል ዓብዱላሂ ፋርማጆ ናብ ኬንያ ብምጉዓዝ ምስ ኬንያዊ መዘንኡ ኡሁሩ ኬንያታ ድሕሪ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕስለ ኣምበጣ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት የውርድ ኣሎ

ኢትዮጵያ፣ ዕስለ ኣምበጣ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት የውርድ ኣሎ

Radio Erena: 15 November 2019 እቲ ናይ በረኻ ኣምበጣ፣ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፈር፣ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝርከብ ልዕሊ 20 ሽሕ ልሙዕ መሬታ ኣስፋሕፊሑ ከምዘሎ እቲ ኣህጉራዊ ትካል ጠቒሱ። ክፍሊ ምክልኻል ዘ [...]
ኵናት የመን ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን፣  ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም

ኵናት የመን ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን፣ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም

Radio Erena: 15 November 2019 ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኵናት ዝቕጽል ዘሎ ኩነታት የመን፣ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ኣማራጺታት ንምንዳይ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም። እቲ ዘይቀጥታዊ ዝር [...]
ኣመሪካ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣመሪካ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 15 November 2019 ምምሕዳር ትራምፕ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዎ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕዳር፣ ብ13 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ክልትኢም ውገናት ደቡብ ሱዳን፣ ናይ [...]
ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቂን፣ ዋጋ 16 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱ

ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቂን፣ ዋጋ 16 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 14 November 2019 ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ምስዋቲ ሳልሳይ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቁን፣ ዋጋ 16.6 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱሎም። እቲ ንጉስ፣ 19 ሮልስ ሮይስ፣ 120 ድማ BMW ዝዓ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ዘይምህላወን፣ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ግዕዙይ ምሕደራ’ዩ ተባሂሉ

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ዘይምህላወን፣ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ግዕዙይ ምሕደራ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 14 November 2019 ብመሰረት ኣብ ምሕደራ ኣፍሪቃ ኣተኵሩ ዝተዳለወ ጸብጻብ፣ ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝተጸንዐ ጽፉፍ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ከምዘየለ ተገሊጹ። ከም ኣብ ጾታን ዕድመን ዝተመርኮሰ ብዝ [...]
1 203 204 205 206 207 265 2050 / 2647