Author: Admin

1 194 195 196 197 198 265 1960 / 2647
ፈረንሳ፣ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ወትሃደራዊ ስልጠና ይቕጽል

ፈረንሳ፣ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ወትሃደራዊ ስልጠና ይቕጽል

Radio Erena: 20 December 2019   ፈረንሳ፣ ከም መቕጸልታ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ምትሕግጋዝ ወትሃደራዊ ስምምዕ፣ ንኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙርያ ስልጠና ሂባ። እቲ ን50 ፍ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዜ ናብ ቀጠር በጺሑ

ቀ/ሚ ሶማል፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዜ ናብ ቀጠር በጺሑ

Radio Erena: 20 December 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ንመበል ካልኣይ ግዜኡ ናብ ቀጠር ምብጻሕ ኣካይዱ። በቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደራላዊ [...]

سفير السويد لدى ارتريا يقول بأن علاقة بلاده مع ارتريا مثمرة وبناءة

سفير السويد لدى ارتريا يقول بأن علاقة بلاده مع ارتريا مثمرة وبناءة اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 19 ديسمبر 2019 في تصريح له لإذاعة إرينا قال س [...]
ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ቅትለትን ርእሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ ሻቕሎት ይፈጥር

ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ቅትለትን ርእሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 19 December 2019 ኤርትራውያን ኣብ ስደት፣ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ሓድሕድ ምቕትታልን ርቕሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ፣ ንማሕበረ ሰብ ኤርትራ ኣሻቓሊ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ለንደን ዝ [...]
ኣመሪካ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዳ

ኣመሪካ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዳ

Radio Erena: 19 December 2019 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዘሎ ሓድሕዳዊ ግጭት ኣብ ምጉህሃርን መስርሕ ሰላም ኣብ ምትዕንቓፍን ዓቢ ግደ ኔርዎም ንዝበሎም ላዕለዎት ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዱ። እቶም [...]
ኤርትራ ምስ ኣአንጋዲት ኡጋንዳ፣ ዋንጫ ሴካፋ መን ወሰደ ክትገጥ’ያ

ኤርትራ ምስ ኣአንጋዲት ኡጋንዳ፣ ዋንጫ ሴካፋ መን ወሰደ ክትገጥ’ያ

Radio Erena: 18 December 2019 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ፣ ዓወታት ክሰልጣ ዝቐነየ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ጽባሕ 19 ታሕሳስ ምስ ኣአንጋዲት ሃገር ናይ ዋንጫ ግጥም ከተካይድ'ያ። [...]
“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

Radio Erena: 18 December 2019 ሽውደን ብሰንኪ እቲ ድርብ ዜግነት ዘለዎን ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰር ኣስታት 18 ዓመታት ኣቑጺሩ ዘሎ ጋዜጠኛን ደራስን ዳዊት ይስሓቕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምስሕሓብ ከም እትር [...]
ብዝሒ ደቂንስትዮ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ

ብዝሒ ደቂንስትዮ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ

Radio Erena: 18 December 2019 ብደረጃ ዓለም፣ ብዝሒ ደቂንስትዮኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ኣብዚ ዓውዲ ብምትኳር ዝተኻየዱ መጽናዕታት ይሕብሩ። ካብ 1960 ክሳብ 2015 ኣብ ዝነበረ 55 [...]
ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር’ዩ

ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር’ዩ

Radio Erena: 17 December 2019 ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ ዝተባህለ ትካል፣ ኣብ ኤርትራ፣ ደንካልያ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ። መርበብ ሓበሬታ ቢዝነውስ ዋይር ኣብ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 17 December 2019 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ልዩተናንት ጀነራል ሓማድ መሓመድ ታኒ ኣል ሩማይቲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። [...]
1 194 195 196 197 198 265 1960 / 2647