Author: Admin

1 192 193 194 195 196 265 1940 / 2647
ካብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦጋዴን ናብ ወደብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ሻምብቆታት ባህርያዊ ጋዝ ክህነጽ’ዩ

ካብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦጋዴን ናብ ወደብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ሻምብቆታት ባህርያዊ ጋዝ ክህነጽ’ዩ

Radio Erena: 27 December 2019 ካብ ኢትዮጵያ ናብ ወደብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ሻምብቆታት ባህራዊ ጋዝ ንምህናጽ ኣቐዲሙ ብክልቲኦም መንግስታት ንዝኸጠተመ ስምምዕ ግብራዊ ክኸውን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዘጽደቆ [...]
ኬንያን ሶማልን፣ ጸጥታ ዶባተን ንምውሓስ ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዝሳተፍዎ ርክብ ክካየድ’ዩ

ኬንያን ሶማልን፣ ጸጥታ ዶባተን ንምውሓስ ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዝሳተፍዎ ርክብ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 27 December 2019 ኬንያን ሶማልን ኣብ ዶባተን ዝርአ ዘሎ ሽበራዊ ምንቅስቓስ ኣልሸባብ ንምግታእ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዝሳተፍዎ ርክብ ሓለፍቲ ጸጥታ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ዞባ ዋጂር ናይ ኬን [...]
ሱዳን፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ልደት ህዝባዊ በዓል ኮይኑ ብወግዒ ተጸንቢሉ

ሱዳን፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ልደት ህዝባዊ በዓል ኮይኑ ብወግዒ ተጸንቢሉ

Radio Erena: 27 December 2019 ን10ታት ዓመታት ብእስላማዊ ሸሪዓ ክትመሓደር ኣብ ዝጸንሐት ሱዳን፣ ድሕሪ ውድቀት ስርዓት በሺር ንመጀመርያ እዋን ልደት ህዝባዊ በዓል ብወግዓዊ መንገዲ ከምዝጸንበለት ማዕከናት ዜና [...]
ድሕሪ ኣዋጅ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፣  ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ከይወጸን ምምልካትን ምሕንጻጽን ዶብ ከይተተግበረን ዓመትን መንፈቕን ኣቝጺሩ

ድሕሪ ኣዋጅ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ከይወጸን ምምልካትን ምሕንጻጽን ዶብ ከይተተግበረን ዓመትን መንፈቕን ኣቝጺሩ

Radio Erena: 26 December 2019 መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ስምምዕ ምምልካትን ምሕንጻጽን ዶብ ክትግበር ካብ ዝኸተምሉ ዕለት፣ ኣብ ግብሪ ከይወዓለ ዓመትን መንፈቕን ሓሊፉ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ኣመልኪቶም። [...]
እስራኤል፣ ብዛዕባ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ምስ ሕ/ሃ ናብ ዝኸተመቶ ውዕል ክትምለስ ጻውዒት ቀሪቡ

እስራኤል፣ ብዛዕባ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ምስ ሕ/ሃ ናብ ዝኸተመቶ ውዕል ክትምለስ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 26 December 2019 መንግስቲ እስራኤል፣ ብዛዕባ'ቶም መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ፣ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ናብ ዝኸተሞ ውዕል ክምለስ፣ ወኪል እቲ ኣህጉ [...]
ዝተፈላለያ ሃገራት ብምኽንያት ልደንት ሓድሽ ዓመት ንእሱራት ምሕረት ይገብራ

ዝተፈላለያ ሃገራት ብምኽንያት ልደንት ሓድሽ ዓመት ንእሱራት ምሕረት ይገብራ

Radio Erena: 26 December 2019 ብምኽንያት ሃገራዊ በዓላትን ሓድሽ ዓመትን እሱራት ብምሕረት ምፍታሕ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ልሙድ ተርእዮ እንዳኾነ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዘን እዚ ልምዲ'ዚ ዘለወን ሃገራት፣ ሓድሽ ዓ [...]
“መዓልታዊ ብዘይኣልዩ ዝመጽኡ 30 ኤርትራውያን ቆልዑ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ይሓቱ”  UNHCR

“መዓልታዊ ብዘይኣልዩ ዝመጽኡ 30 ኤርትራውያን ቆልዑ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ይሓቱ” UNHCR

Radio Erena: 25 December 2019 ኣብ ነፍሲ ወከፈ ወርሒ፣ ናብ ኢትዮጵያ እናሰገሩ ዑቕባ ዑቕባ ናይ ዝሓቱ ዘለዉ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣስታት 6 ሽሕ ምዃኑ ሓድሽ ጸብጻብ UNHCR ካብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረ [...]
ጄነቫ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደሞክራሲ ንምትካል ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ “ይኣክል” ንምቅልጣፉ እጃሞም ከምዘበርክቱ ገሊጾም

ጄነቫ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደሞክራሲ ንምትካል ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ “ይኣክል” ንምቅልጣፉ እጃሞም ከምዘበርክቱ ገሊጾም

Radio Erena: 25 December 2019 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዞባ ጄነቫ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ስርዓር ንምትካል ዝካየድ ንዘሎ ኣህጉራዊ ምንቅስቓስ "ይኣክል" ዘለዎም ደገፍ ብምግላጽ፣ [...]
ሕ/ኢ ዓረብ፣ 400 ሽሕ ተማሃሮ ሱዳን ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ሕ/ኢ ዓረብ፣ 400 ሽሕ ተማሃሮ ሱዳን ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 25 December 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ኣስታት 400 ሽሕ ተማሃሮ ንምሕጋዝ ዝውዕል 15 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰት ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ፣ መብዛሕትኡ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ [...]
ሽውደን፣ ብጾታዊ ዓመጽ፣ 5 ዓመት ክእሰሩ ክልተ ዝተፈርዶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ከይስጎጕ ተበይኑ

ሽውደን፣ ብጾታዊ ዓመጽ፣ 5 ዓመት ክእሰሩ ክልተ ዝተፈርዶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ከይስጎጕ ተበይኑ

Radio Erena: 24 December 2019 ኣብ ሽወደን፣ "ንሓንቲ መንእሰይ ዓሚጽኩም ተባሂሎም" ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን፣ ነፍሲ ወከፎም ሓሙሽተ ዓመታት ብጽኑዕ ክእሰሩ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ከምዝወሰነ ጋዜጣ ኣፍቶንብላ [...]
1 192 193 194 195 196 265 1940 / 2647