Author: Admin

1 191 192 193 194 195 265 1930 / 2647
ኢትዮጵያ፣ ብዕጡቓት ዝተጨውዩ 6 ቆልዑ ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ብዕጡቓት ዝተጨውዩ 6 ቆልዑ ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ጸገዴ፣ ብዕጡቓት ካብ ዝተጨውዩ ሸሞንተ ቆልዑ እቶም ሽዱሽተ ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ዕጡቓት፣ ነቶም ዝጨወይዎም ቆ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ መሳጊድ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ መሳጊድ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ

Radio Erena: 31 December 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ልዕሊ መሳጊድ ንዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዱ። እቲ ኣብ ብዙሓት ከተማታት እታ ሃገር ዝተኻየደ ሰልፊ፣ ነቲ ዝሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ፣ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ፣ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: 31 December 2019 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ። እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ነፈር [...]
የመን፣ ኣብ ምርኢት ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ወትሃደራት ብዝተፈጸመ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም

የመን፣ ኣብ ምርኢት ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ወትሃደራት ብዝተፈጸመ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም

Radio Erena: 31 December 2019 ኣብ ደቡባዊ የመን፣ ኣብ ምርኢት ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ወትሃደራት ብዝተኻየደ ናይ ባለስቲክ ሚሳይል መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ከምዝተቐትሉን ሓያሎ ድማ ከምዝቖሰሉን ሮይተርስ ሓቢሩ። [...]
ትካል ግብረ ሰናይ “ኣሊፍ”፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዳህሳስን ኩዕታን ቅርሲ 169 ሽሕ ዶላር ኣበርኪቱ

ትካል ግብረ ሰናይ “ኣሊፍ”፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዳህሳስን ኩዕታን ቅርሲ 169 ሽሕ ዶላር ኣበርኪቱ

Radio Erena: 30 December 2019 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተማ ጄኔቫ ዝመደበሩ ትካል ግብረ ሰናይ ኣሊፍ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዳህሳስን ኩዕታን ኣብ ሻድሻይ ክፍለ ዘመን ናይ ዝነበረ ቅርሲ ኣብያተ ክርስትያን ዝውዕል [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ንዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ዝውዕል ህጹጽ ሓገዝ ልኢኻ

ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ንዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ዝውዕል ህጹጽ ሓገዝ ልኢኻ

Radio Erena: 30 December 2019 መንግስቲ ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝተጎድኡ ዝውዕል ህጹጽ ሓገዝ ልኡኹ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናውቲ ሕክምናን ሰብ ሞያ [...]
ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ጃፓን፣ ናብ ጂቡቲ በጺሑ

ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ጃፓን፣ ናብ ጂቡቲ በጺሑ

Radio Erena: 30 December 2019 ብሚኒስተር ምክልኻል ታሮ ኮኖ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጃፓን፣ ኣብ ጂቡቲ ዓስኪሩ ንዝርከብ ሰራዊት ሃገሩ በጺሑ። እቲ ሚኒስተር፣ ክሳብ ቀዳም 28 ሕዳር ኣብ ጅቡቲ ኣ [...]
ቆንስል ሚኒስተራት ሱዳን፣ ናይ 2020 ዓመተምህረት ሃገራዊ ባጀት ኣጽዲቑ

ቆንስል ሚኒስተራት ሱዳን፣ ናይ 2020 ዓመተምህረት ሃገራዊ ባጀት ኣጽዲቑ

Radio Erena: 29 December 2019 ቆንስል ሚኒስተራት ሱዳን፣ ንፈለማ እዋኑ ናይ 2020 ዓመተምህረት ሃገራዊ ባጀት ኣጽዲቑ። እቲ ቆንስል ሚኒስተራት ብዓርቢ 27 ታሕሳስ ንልዕሊ 7 ሰዓታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ዘ [...]
ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ናብ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 90 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ናብ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 90 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 December 2019 ኣብ ሶማል ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ናብ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 90 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብቲ ብዕለት 28 ታሕሳስ ኣብ ማኪና ብዝተጻወደ ቦምብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ዝበዝሑ ግዳያት [...]
ኢንጅኔር ኣዜብ ኣስናቀ እትርከቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሶም

ኢንጅኔር ኣዜብ ኣስናቀ እትርከቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሶም

Radio Erena: 29 December 2019 ሓላፊት በዓል መዚ ኤለክትሪክ ዝነበረት ኢንጅኔር ኣዜብ ኣስናቀ እትርከቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሶም። ንሳ ምስ ኮሎኔል ሙሉ ወልደገብሪኤል ዝርከቦም ካልኦት [...]
1 191 192 193 194 195 265 1930 / 2647