Author: Admin

1 182 183 184 185 186 265 1840 / 2647
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ

Radio Erena: 02 February 2020 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ። እቲ ብመልክዕ እማመ ቀሪቡ ዝጸንሐ ናይ ቪዛ ማዕቀብ፣ ንኤርት [...]
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 02 February 2020 በብሃገራትን ከተማታትን ክጥርነፍ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ። እቲ ድሮ በብሃገሩ ቆይሙ ዘሎ ባይቶታትን ጽላላትን ይኣ [...]
‘’ሱዳን ኣብ የመን ንዝተማረኹ ወተሃደራታ  ክትቅበል ቅሩብነት ኣየርኣየትን’’ ኣል-ሑቲ

‘’ሱዳን ኣብ የመን ንዝተማረኹ ወተሃደራታ ክትቅበል ቅሩብነት ኣየርኣየትን’’ ኣል-ሑቲ

Radio Erena: 02 February 2020 መንግስቲ ሱዳን ኣብ የመን ንዝተማረኹ ወተሃደራቱ ክቕበል ቅሩብነት ኣየርኣየን ክብል ኣል-ሑቲ ከሲሱ። ሓላፊ ጉዳይ ምሩኻት ኲናት ኣል ሑቲ ዓብዱልቃድር ኣልሙርታዳ ንሺን ሁዋ ኣ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት

ሰሙናዊ ፍጻሜታት

Radio Erena: 01 February 2020 https://www.youtube.com/watch?v=WMcTspH0BYA [...]
ኢትዮጵያ፣ “ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኢሉ” እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ኤረና ኣረጋጊጻ

ኢትዮጵያ፣ “ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኢሉ” እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ኤረና ኣረጋጊጻ

Radio Erena; 31 January 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍሉይ ፖለቲካዊ ጉዳይ ዘለዎም እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኣቢሉ እናተባህለ ብማሕበራዊ ሜዳያታት ክዘውር ዝጸንሐ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ሬ [...]

إنشاء قسم أمني جديد لمراقبة الانترنت في ارتريا

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 31 يناير 2020 أفادت مصادر مطلعة لإذاعة إرينا بأن الحكومة الارترية أنشأت وبدعم تقني صيني قسم جديد لمراقبة ما ينشر [...]
ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ይግለጽ ኣሎ

ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 31 January 2020 ኣብ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ማእከላይ ቻይና ዉሃን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ፈለማ ከምዝተራእየ ዝንገረሉን ንዓለም ብፍርሒ ውሒጡ ዝርከብን ኮሮና ቫይረስ ኣብ ገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ ከምዘ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ወትሃደራውያን ፈረንሳ ክመያየጥ’ዩ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ወትሃደራውያን ፈረንሳ ክመያየጥ’ዩ

Radio Erena: 30 January 2020 ብሚኒስተር ምክልኻል ኣቶ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣቐዲሙ ዝተበጽሐ ወትሃደራዊ ስምምዓት ብዝምልከት ተወሳኺ ምይይጥ ንምክያድ ፈረንሳ ኣትዩ [...]
ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ

ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ

Radio Erena: 30 January 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ንኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ከምዝተዋፈረ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቶም ብሓገዝ መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ኣስመራን ከተማታት ቻይናን ዝሰልጠኑ ኣባ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት፣ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ተወሲዶም

ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት፣ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ተወሲዶም

Radio Erena: 30 January 2020 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ፣ ኦበርቪልየ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት ናብ ውሑ [...]
1 182 183 184 185 186 265 1840 / 2647