Author: Admin

1 157 158 159 160 161 265 1590 / 2647
24 ተጣበቕቲ መሰላት ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ጸብጻብ ከቕርብ ንዝመዘዞ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ ጸዊዐን

24 ተጣበቕቲ መሰላት ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ጸብጻብ ከቕርብ ንዝመዘዞ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ ጸዊዐን

Radio Erena: 07 May 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እናተኸታተለ ጸብጻብ ከቕርብ ዝመዘዞ ፍሉይ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ፣ 24 ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ደቂሰብ ሓቲተን። [...]
ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ዶላር ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ናብ ዝተሓተ ወሪዱ

ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ዶላር ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ናብ ዝተሓተ ወሪዱ

Radio Erena: 07 May 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ፣ 100 ዶላር ኣስታት 1350 ናቕፋ ይሽረፍ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብኣንጻር እዚ፣ ኣብ ባንክታት ኤርትራ፣ ሓደ ሚእቲ ዶላር 1500 ናቕፋ ክ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 20 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ለጊሳ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 20 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ለጊሳ

Radio Erena: 07 May 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ዝተፈላለየ ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ከምዝለገሰት ማዕከን ዜና ኸሊዥ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ፣ ኣካል'ቲ ሕቡራት ኢማራት ዝሓለፈ [...]
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ” HRW

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ” HRW

Radio Erena: 07 May 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ ከምዘሎ ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ መሰላት፣ ብ6 ግንቦት ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጽነት ፕረስ ንነዊሕ ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ

ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጽነት ፕረስ ንነዊሕ ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ

Radio Erena: 06 May 2020 ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጻ ፕረስ ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ። እዛ ብሓደ ሰብ ዝምራሕ ስርዓተ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር፣ ናጻ ፕረስ ብምጉዕጻጽ ጥራይ ዘይኮነ፣ ልዕሊ 16 [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስግጋር ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ንኽህልዎ ኣጸዲቑ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስግጋር ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ንኽህልዎ ኣጸዲቑ

Radio Erena: 06 May 2020 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ኮረና ቫይረስ ናብ ዘይተፈልጠ እዋን ንዝተሰጋገረ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ክህልዎ ንዝብል ሓሳብ ኣጽዲቕዎ። እቲ [...]
ሶማል፣ ናውቲ ሕክምና ዝጸዓነት ነፋሪት ብምውዳቃ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

ሶማል፣ ናውቲ ሕክምና ዝጸዓነት ነፋሪት ብምውዳቃ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 06 May 2020 ኣብ ሶማል፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ዝሕግዝ ናውቲ ሕክምና ከምዝጸዓነተ ዝተገልጸት ነፋሪት ወዲቃ ብምሕምሻሻ፣ ኣብራሪ፣ ተሓጋጋዚኡን ካልኦት ኣርባዕተ ሰባትን ከምዝሞቱን ፈደራላዊ መን [...]
ልኡኽ ኢማራት፣ ኣርማ ማንቸስተር ሲቲ ዝተለጠፋ ነፋሪት ተጠቒሙ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ምክያዱ ተገሊጹ

ልኡኽ ኢማራት፣ ኣርማ ማንቸስተር ሲቲ ዝተለጠፋ ነፋሪት ተጠቒሙ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ምክያዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 May 2020 ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታ ታሕኑን ቢን ዛይድ ዝምራሕ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣርማ ማንቸስተር ሲቲ ብዝተለጠፋ ነፋሪት ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም፣ ኣብ ጉዳይ ሊብያንን ንጀነራል [...]
ግብጺ፣ ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝነቅፍ ደርፊ ዘዳለወ መንእሰይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይቱ

ግብጺ፣ ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝነቅፍ ደርፊ ዘዳለወ መንእሰይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይቱ

Radio Erena: 06 May 2020 ኣብ ግብጺ፣ ንፕረዚደንት ኣልሲሲ ዝነቅፍ ናይ ቪድዮ ደርፊ ኣብ ኣዳሊኻ ተባሂሉ ዝተኣስረ መንእሰይ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዝሞተ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሮም። እቲ ሻዲ ሓባሽ ዝተባ [...]
ዚምባብዌ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዘንጸላለዋ ቅልውላው ቁጠባ ንምሕዋይ ኣህጉራዊ ሓገዝ ሓቲታ

ዚምባብዌ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዘንጸላለዋ ቅልውላው ቁጠባ ንምሕዋይ ኣህጉራዊ ሓገዝ ሓቲታ

Radio Erena: 04 May 2020 መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ጻዕርታት ብሰንኪ ዘጋጥሞ ዘሎ ተወሳኺ ቅልውላው ቁጠባ፣ ኣህጉራዊ ሓገዝ ምሕታቱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
1 157 158 159 160 161 265 1590 / 2647