Author: Admin

1 156 157 158 159 160 265 1580 / 2647
ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ካብ ቤጃ ዝኾኑ ቤን ዓምርን ኑባን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ቅቢላ ግጭት ብውሕዱ 3 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 79 ድማ ቆሲሎም። እቲ ካብ ሓሙስ 7 [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሩስያውያን ዕሱባት ኣብ ውግእ ይሳተፉ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ

ሊብያ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሩስያውያን ዕሱባት ኣብ ውግእ ይሳተፉ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ሊብያ፣ 1200 ሩስያውያን ዕሱባት፣ ምስ ሓይልታት ጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ተጸንቢሮም፣ ኣብ ውግእ እታ ሃገር ይሳተፉ ምህላዎም ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ። እቶም "ዋግነር ግሩ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዕልቕልቕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተፈናቒሎም

ኢትዮጵያ፣ ብዕልቕልቕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተፈናቒሎም

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዝወርድ ዘሎ ሓያል ዝናብ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ልዕሊ 110 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዘፈናቐለ ንኮሚሽን ባህርያዊ ሓደጋ እታ ሃገር ብምጥቃስ ዘ ሪፖርተር ሓቢራ። [...]
ፓሪስ፣ ናብ ህዝቢ ብናጻ ክዕደል ዝተላእከ ፍርቂ ሚልዮን ማስክ ኣብ መንገዲ ተሰሪቑ

ፓሪስ፣ ናብ ህዝቢ ብናጻ ክዕደል ዝተላእከ ፍርቂ ሚልዮን ማስክ ኣብ መንገዲ ተሰሪቑ

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ፈረንሳ፣ ምብራቓዊ ሸነኽ ፓሪስ ናብ ዝርከባ፣ ሞንትሮይን ከባቢኣን፣ ንህዝቢ ብናጻ ክዕደል ዝተላእከ 500 ሽሕ ማስክ (መሸፈኒ ኣፍንጫን ኣፍን) ኣብ መንገዲ ተሰሪቑ። እቲ ማስክ፣ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ናይታ ኣብ ሶማል ብ4 ግንቦት ዝወደቐት ነፋሪት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ናይታ ኣብ ሶማል ብ4 ግንቦት ዝወደቐት ነፋሪት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

Radio Erena: 10 May 2020 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ናይታ ኣብ ሶማል ብ4 ግንቦት ዝወደቐት ነፋሪት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳቤ፣ እታ ናውቲ ሕክምና ጽዒና ዝነበረት [...]
ኣዝማድ ዑመር ኣልበሽር ወኒኖሞ ዝጸንሑ መሬትን ኣባይትን ክህገር ተወሲኑ

ኣዝማድ ዑመር ኣልበሽር ወኒኖሞ ዝጸንሑ መሬትን ኣባይትን ክህገር ተወሲኑ

Radio Erena: 10 May 2020 ኣዝማድ ናይቲ ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሽር ወኒኖሞ ዝጸንሑ መሬትን ኣባይትን ክህገር ተወሲኑ። ማዕከናት ዜና ሱዳን ብ8 ግንቦት ኣብ ዘመሓላለፎኦ ዜና፣ [...]
”ኮሮና ቫይረስ ንሃገራት ኣፍሪቃ ንምድኻም፣ ብምዕቡላት ሃገራት ዝተማህዘ’ዩ”፤ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ

”ኮሮና ቫይረስ ንሃገራት ኣፍሪቃ ንምድኻም፣ ብምዕቡላት ሃገራት ዝተማህዘ’ዩ”፤ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ

Radio Erena: 10 May 2020 ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዮወሪ ሙሰቨኒ፣ ምዕቡላት ሃገራት ንኣፍሪቃ ኣለቂሐናኣ ዘለዋ ዕዳ ምሉእ ብምሉእ ክስርዛ ጸዊዑ። ማዕከን ዜና ቴለግራፍ ኣብ ዘመሓላለፎ ሓበሬታ፣ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ፣ ኮሮና ቫይ [...]
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 08 May 2020 ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን ዞባ ዓበይቲ ቀላያትን ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ኣስታት 300 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝወረደ ሓያል ዝናብን ዝፈጠሮ ዕልቅልቕን ኣብ ኬን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር፣ ብቀቢላዊ ግጭት 30 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር፣ ብቀቢላዊ ግጭት 30 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 May 2020 ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ኣዕራብ ሚሊሻን ናይ ዓረብ መበቆል ዘይብሎም ወገናትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሱዳን ኣፍሊጡ። እቲ [...]

منظمات حقوقية دولية تطالب بتمديد فترة عمل مقررة حقوق الانسان لإرتريا

اذاعة إرينا الدولية الأخبار الخميس 7 مايو 2020 طالبت اربعة وعشرون منظمة وجمعية حقوق انسان عالمية مجلس حقوق الانسان في جنيف بتمديد عمل المقررة الخاصة [...]
1 156 157 158 159 160 265 1580 / 2647