Author: Admin

1 154 155 156 157 158 265 1560 / 2647
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን

Radio Erena: 18 May 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተራት ዝተመርሐ፣ ርክብ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ግንቦት፣ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ርክብ ላዕ [...]
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ፣  ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ

ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ

Radio Erena: 17 May 2020 ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ። እታ ሃገር ናብቲ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘቕረበቶ ምሕጽንታ፣ እቲ ጉዳይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

Radio Erena: 17 May 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ንዝኣተወ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብግዴት ናብ ዓዱ መሊስዎ። እቲ ፎኣድ ዮሱፍ ዓሊ ዝተባህለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብፕረዚደን [...]
ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ

ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ

Radio Erena: 17 May 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተፈጸመ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ፣ ፈሊስየን ካቡጋ ዝተባህለ ርዋንዳዊ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ። እቲ ንኣስታት 26 ዓመ [...]
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ

ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ

Radio Erena: 17 May 2020 ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሊብያ ኦብዘርቨር ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ሕቡራት ኢማ [...]
ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ

ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ

Radio Erena: 17 May 2020 ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ በይናዊ ስጉምቲ ብምቅዋም ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት ምዃና ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኢትዮጵያ ብ1 [...]
ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 17 May 2020 ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ካብ ሶማልን ታንዛንያን [...]

دعوى قضائية ضد الاتحاد الاوروبي بسبب تمويل أعمال السخرة في ارتريا

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 14 مايو 2020 أفادت وسائل اعلام هولندية بأن ناشطين حقوقيين رفعوا دعوى قضائية ضد الاتحاد الاوروبي في محكمة مدينة ام [...]
ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ

ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ

Radio Erena: 14 May 2020 ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)፣ ልዕሊ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትር ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፣ ብ13 ግንቦት ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣህጉራዊ በረራታት [...]
ሆላንድ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ “ግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ” ምምዋሉ ኤርትራውያን ክሲ መስሪቶም

ሆላንድ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ “ግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ” ምምዋሉ ኤርትራውያን ክሲ መስሪቶም

Radio Erena: 14 May 2020 ኣብ ሆላንድ ዝምቕማጦም ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ፣ ብግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ ዝገለጽዎ መደባት ምምዋሉ፣ ከሲ ከምዝመስረትሉ ዓበይ [...]
1 154 155 156 157 158 265 1560 / 2647