Author: Admin

1 153 154 155 156 157 265 1550 / 2647
ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም

ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም

Radio Erena: 24 May 2020 ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካይድ ዘሎ ዳናካሊ፣ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊጹ። እቲ ኣውስትራልያዊ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እዚ ካልኣይ ገጽ ኣብ ወርሒ ሰነ [...]
ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ

ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ

Radio Erena: 24 May 2020 ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሪክ ማቻር፣ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉ ስለዘሎ፣ ን [...]
“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ  ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 21 May 2020 ኣብ ዓዲ ኣቤቶ፣ ማይ ስርዋን ዓላን ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ፣ እሱራት ብዘይእኹል ማይን ጥዕናዊ ውሕስነትን፣ ብሕማቕ ተታሒዞም ከምዘለዉ ኣምነስቲ  ኢንተርናሽናል ሎሚ 21 ግንቦት ኣብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ

Radio Erena: 21 May 2020 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስታት [...]
“ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።” ሓካይም ብዘይዶብ

“ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።” ሓካይም ብዘይዶብ

Radio Erena: 21 May 2020 ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝርከብ ዞባ ጆንገሊ፣ ፒየሪ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ብዝተጎሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 50 ድማ ከምዝቖሰሉን ሓካይም ብዘይዶብ ካብቲ ቦታ [...]
ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ

ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ

Radio Erena: 21 May 2020 ብሩንዲ፣ ን15 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝጸንሐ ፕረዚደንት ፒየኽ ኑኩሩንዚዛ ንምትካእ፣ ትማሊ ረቡዕ 20 ግንቦት ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ። ኣስትታት 11 ሚልዮን ካብ ዝብዝሑ ህዝቢ ብሩንዲ፣ እቲ [...]
ቻይና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ግዙፍ ድፋዕ ምህናጻ መጽሔት ፎርብስ ገሊጹ

ቻይና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ግዙፍ ድፋዕ ምህናጻ መጽሔት ፎርብስ ገሊጹ

Radio Erena: 20 May 2020 ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ፣ ግዙፍ ድፋዕ ወይ ውትሃደራዊ ግንቢ ትሃንጽ ከምዘላ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ መጽሔታት ዓለምና ዝኾነ ፎርብስ ገሊጹ። እቲ ግንቢ፣ ኣብ 2016 ክህነጽ ከምዝጀመረ ዝሓበረት [...]
ኣልሸባብ፣ ኣማሓዳሪ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ቀቲሉ

ኣልሸባብ፣ ኣማሓዳሪ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ቀቲሉ

Radio Erena: 20 May 2020 ኣልሸባብ፣ ኣብ ፑንትላንድ፣ ዞባ ሙልዱግ ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣማሓዳሪ እቲ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ተቐቲሎም። ፖሊስን ሓለፍቲ ጸጥታን ሶማል ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እቲ [...]

المانيا تقدم دعما انسانيا عاجلا للمزارعين الارتريين

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 20 مايو 2020 ذكرت السفارة الالمانية في اسمرا بأن بلادها قدمت دعما انسانيا عاجلا للمزارعين الارتريين الذين تضررت [...]
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ

ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 19 May 2020 ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል ናይ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብርካታ ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ። እቲ ብመ [...]
1 153 154 155 156 157 265 1550 / 2647