Author: Admin

1 152 153 154 155 156 265 1540 / 2647
ቻይና፣ ንሓያሎ መራሒ ሃገራት ኣፍሪቃ ትስሊ ኣላ ተባሂላ

ቻይና፣ ንሓያሎ መራሒ ሃገራት ኣፍሪቃ ትስሊ ኣላ ተባሂላ

Radio Erena: 27 May 2020   ሄሪቴጅ ፋውንዴሽን ዝተባሃለ መጽናዕታዊ ትካል ኣብ ዘቕረቦ መርመራዊ ጸብጻብ፣ ቻይና ንሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምእትስልዮም ኣቓሊዑ። ቻይና፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት [...]
ካምፓላ፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ማስክ ዝተሸፈኑ ኣርባዕተ ሰባት፣  300 ሚልዮን ሰሪቖም

ካምፓላ፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ማስክ ዝተሸፈኑ ኣርባዕተ ሰባት፣ 300 ሚልዮን ሰሪቖም

Radio Erena: 27 May 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ከም ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ዓለም፣ ንኣንፍንጫ ኣፍን ብማስክ ምሽፋን ዝውቱር ተርእዮ'ዩ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብታ ከተማ፣ ምስ ኮረና ቫይረስን ማስክን [...]

ارتفاع عدد المستفيدين من الانترنت في دول العالم ما عدا في ارتريا

اذاعة ارينا الدولية الاخبار: الثلاثاء 26 مايو 2020 سجل استخدام الانترنت ووسائل التواصل الاجتماعي زيادة عالمية كبيرة في الولايات المتحدة واوروبا والصي [...]
ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ

ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 May 2020 ንለበዳ ኮራና ቫይረስን ስዒቡ ድሕሪ ዝወጸ ኣዋጃት ውሸባን ምዕጻው ኣብ ኣባይትን፣ ህዝቢ ናብ ማዕከናት ዜና ዝጸንሖ ኣተኩሮ ብዝልዓለ ናህሩ'ዩ ወሲኹ። ከም ቲቪን ሬድዮን ዝኣመሰለ ሜድ [...]
ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ

ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ

Radio Erena: 26 May 2020 ብመንግስቲ ዝውነና ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ክልላዊ መንግስቲ ጣልቃ ክኣቱ ነበርቲ ሓቲቶም ክብላ ኣቃሊሐን። ነዚ ብሜድያ መንግስቲ ብ24 ግንቦት ዝ [...]
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

Radio Erena: 26 May 2020 25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ። እዚ ንመበል 57 ዓመቱ ዝዝከር ዘሎ፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ዝተጀመረ ጻዕሪ ነሐይል ብዝብል ኣርእስቲ' [...]
ኤርትራን ዚምባብዌን፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ህዝባዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነተን ከካይዳ ዘይክኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ

ኤርትራን ዚምባብዌን፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ህዝባዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነተን ከካይዳ ዘይክኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 25 May 2020 ንዝሓለፈ 28 ዓመታት፣ መዓልዊ ናጽነት ኤርትራ፣ ብድሙቕ ህዝባዊ ጽምብል ክብዓል ምጽንሑ ዝፍለጥ'ዩ። ትማሊ 24 ግንቦት ዝወዐለ መበል 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ግና፣ ብሰንኪ ለበዳ [...]
ሱዳን፣ 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ተኣኪቡ

ሱዳን፣ 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ተኣኪቡ

Radio Erena: 25 May 2020 ሱዳን፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ከምዝበተኣከበ ኮሚሽን ምጽራይ ብልሽውና እታ ሃገር ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን [...]
ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ’ዩ

ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ’ዩ

Radio Erena: 25 May 2020 ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝርከባ፣ ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ ምዃኑ ሃገራዊ ባንክ ፈረንሳ ኣፍሊጡ። እቲ ምስ መንግስቲ ፈ [...]
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር

24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር

Radio Erena: 24 May 2020 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ። ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበታት ተ [...]
1 152 153 154 155 156 265 1540 / 2647