Author: Admin

1 143 144 145 146 147 265 1450 / 2647
ኤርትራውያን ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ የምልጡ

ኤርትራውያን ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ የምልጡ

Radio Erena: 28 June 2020 ኣብ ሊብያ፣ ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ናይ ዘምልጡ ዘለዉ ስደተኛታት ቁጽሪ እናወሰኸ ይመጽእ ከምዘሎ ኣካል ውድብ ሕቡራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻብ’ቲ ውድብ፣ ኣብዚ ዝሓለ [...]
ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ

Radio Erena: 28 June 2020 ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ካብ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዝቐረበ ጠለብ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እቲ ናይ ምርጫ ቦርድ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢ [...]
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል’ዩ

ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 28 June 2020 ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል ምዃኑ፣ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። መራሕቲ ሰለስቲኤን ሃገራት፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ከምኡ’ውን ፕረዚደ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ለውጢ ዘይርኣየት እንኮ ሃገር

ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ለውጢ ዘይርኣየት እንኮ ሃገር

Radio Erena: 26 June 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ናጽነተን ካብ ዝተጎናጸፋሉ ዕለት ኣትሒዘን፣ እግሪ እግርን ስዒቡ ዝመጽእ ምልኪ'ዩ። ምልኪ ዘይደሃኻ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣላ ክትብሃል ኣይትኽእልን። ናጽነት ተኸቲ [...]
ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ

ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ

Radio Erena: 26 June 2020 ብከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ዝሕመስ ኣብ እትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ መንግስቲ ንዋጋታት ነዳዲ ናይ 150% ወሰኽ ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። መንግስቲ፣ ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ሰነ ዘውጽኦ ኣዋጅ [...]
ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena: 26 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ንዝተጠቕዑ ኣስታት 4.4 ሚልዮን ሰባት ንምርዳእ ምስ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራትን ውድብ መግብን ሕርሻን ስምምዕ ተኸቲሙ። [...]
ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ

ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ

Radio Erena: 25 June 2020 ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር፣ ካብ ዶባት ኤርትራ ጀሚርካ ክሳብ ማእከላይ ባሕሪ ዘሎ በዳሂ ጉዕዞ ስደት፣ ሓደ ዓቢ ክፋል ዛንታ ሓድሽ ወለዶ ኤርትራውያን ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 25 June 2020 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ዓስኪሩ ካብ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተፈንወሉ መጥቃዕቲ ከምዘምከነ ኣፍሊጡ። እቲ ሰራዊት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ገዳርፍ ኣብ ዝርከ [...]
ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም

ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም

Radio Erena: 25 June 2020 ኣባላት ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል፣ ኣድማ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ 10ታት ኣባላት ሰራዊት፣ ናብ ቤት [...]

وساطة اثيوبية تؤدي إلى اطلاق سراح بحارة اتراك كانوا محتجزين في ارتريا

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 24 يونيو 2020 أكدت مصادر دبلوماسية لإذاعة إرينا بأن الخارجية الاثيوبية نجحت في التوسط في اطلاق سراح ثلاثة بحارة [...]
1 143 144 145 146 147 265 1450 / 2647