Author: Admin

1 12 13 14 15 16 265 140 / 2647
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ቃል ኣትዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ቃል ኣትዩ

Radio Erena: 05 February 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ምዃኑ፣ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ገሊጾም። ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ንፈለማ እዋኑ ምስ ሓለ [...]
ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም

ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም

Radio Erena: 05 February 2023 ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም። ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ [...]
ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝተዓለሙ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ  ርክብ ኣካዪዶም

ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝተዓለሙ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 29 January 2023 ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ርክብ ኣካዪዶም። ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ንወከልቲ’ቶም ወለዲ ኣብ ዘዛራረበሉ፣ እቶም [...]
ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር’ዩ

ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 29 January 2023 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ መጎዓዝያ’ታ ሃገር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ መጎዓዝያ ምድሪ ንክጅመር ዘድልዩ ቅ [...]
ሱዳንን ጫድን ንዶባዊ ጸጥታአን ብዝምልከት ይዝትያ

ሱዳንን ጫድን ንዶባዊ ጸጥታአን ብዝምልከት ይዝትያ

Radio Erena: 29 January 2023 ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃንን ምኽትሉ ጀነራል ሓምዳን ዳግሎን በብውልቆም ምስ መራሒ ጫድ ርክብ ከካዪዱ ምዃኖም ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ንጸጥታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሾሙ ሰበ ስልጣን፣ ንነዊሕ ዘይቅጽልሉ ምኽንያት ኣብ ፓርላማ ኣዘራሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሾሙ ሰበ ስልጣን፣ ንነዊሕ ዘይቅጽልሉ ምኽንያት ኣብ ፓርላማ ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 26 January 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝሽየሙ ዘለዉ፣ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን፣ ብርግኣት ንነዊሕ ክቕጽሉ ዘይክልሉ ዘለዉ ምኽንያት፣ ኣብ ፓርላማ እታ ብመልክዕ ሕቶ ንመንግስቲ ቀሪቡ [...]
ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሩስያን ኣመሪካን ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይጓየዩ

ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሩስያን ኣመሪካን ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይጓየዩ

Radio Erena: 26 January 2023 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ እትርከበን ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ሚኒስተር፣ ብ23 ጥሪ ናብ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ሞይቱ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ሞይቱ

Radio Erena: 26 January 2023 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ሚኪኤል ሙሳ ኣዳሞ፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ገሊጻ። እቲ 62 ዓመት ዝዕድምኡ ሚኒስተር፣ ኣብ ብ [...]
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሓያሎ ከተማታት ትግራይ ይወጽእ ከምዘሎ ነበርቲ’ተን ከተማታት ገሊጾም

ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሓያሎ ከተማታት ትግራይ ይወጽእ ከምዘሎ ነበርቲ’ተን ከተማታት ገሊጾም

Radio Erena: 22 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሓያሎ ከተማታት ትግራይ ይወጽእ ከምዘሎ ነበርቲ’ተን ከተማታት ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝህብዎ ዘለዉ ናይ ዓይኒ ምስክርነት ገሊጾም። ሰራዊት ኤርትራ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ሽ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኣመሓዳሪ ማእከላይ ባንክ መዚዙ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኣመሓዳሪ ማእከላይ ባንክ መዚዙ

Radio Erena: 22 January 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣመሓዳሪ ማእከላይ ባንክ’ታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ኣፋንዩዎ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ንይናገር ደሴ ካብ ስልጣኑ ዘባረረሉ ምኽንያት ብወግዒ እኳ እንተዘ [...]
1 12 13 14 15 16 265 140 / 2647