Author: Admin

1 11 12 13 14 15 265 130 / 2647
ዙር ርዋንዳ፡ ሎሚ ዓርቢ 24 ለካቲት፤ ሄኖክ ሙሉብርሃን ራብዓይ ደረጃ ሒዙ

ዙር ርዋንዳ፡ ሎሚ ዓርቢ 24 ለካቲት፤ ሄኖክ ሙሉብርሃን ራብዓይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 24 February 2023 ዙር ርዋንዳ፡ ሎሚ ዓርቢ 24 ለካቲት 2023፡ ካብ ሩባቩ ናብ ጂኩምቢ 157 ኪሎ ሜትር ብዝርሕቐቱ ጉዕዞ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለሉ፡ ዴንማርካዊ ተቐዳዳማይ ፕሮኮንቲነንታል ክለብ Q36.5፡ ማ [...]
ኤርትራዊ መትከል እዮብ፡ ኣብ ሓሙሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ

ኤርትራዊ መትከል እዮብ፡ ኣብ ሓሙሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ

Radio Erena: 23 February 2023 ተቐዳዳማይ ማሌዥያዊት ኮንቲነንታል ክለብ Terengganu Polygon፡ ኤርትራዊ መትከል እዮብ፡ ሎሚ ሓሙስ 23የካቲት 2023፡ ብዓወት ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪቓ ኦርሚስተን [...]
ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ኣብ 3ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ንመቐዳድምቱ ብምርሕራሕ ቀዳማይ ወጺኡ

ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ኣብ 3ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ንመቐዳድምቱ ብምርሕራሕ ቀዳማይ ወጺኡ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮኮኒንትንታል ቲም Green Project-Bardiani CSF-Faizanè፡ ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ሎሚ ሰሉስ 21 የካቲት 2023፡ ካብ ከተማ ሁየ ናብ ከተማ ሙሳንዘ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለ 3ይ መድረኽ ዙር ርዋን [...]
ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና

ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና

Radio Erena: 19 February 2023 ኤርትራ ካብ ኣኼባ ስምምዕ ነጻ ኣህጉራዊ ንግዲ ኣፍሪቃ ቦኺራ። ኣብዚ “ምፍጣን ትግባረ ስምምዕ AFCFTA”ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ 15ን 16 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተቓንዐ ኣ [...]
ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

Radio Erena: 19 February 2023 ሶማል ካብ ኣህጉራዊ ፋይናንሳዊ ማዕከን ዝጸንሓ ለቓሕ፡ ጀርመን፣ ሽወደን፣ በልጅምን ኢጣልያን ብምትሕብባር ሰሪዘናላ። ን30 ዓመታት ብሰንኪ ልዑል መጠን ዕዳ፡ካብ ተወሳኺ ልቓሕ ተኣጊ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ዝጸንሐ ዘምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ዝጸንሐ ዘምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ

Radio Erena: 19 February 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያንን ካብኣ ተፈንጪሎም ጵጵስና ዝኣወጁ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝነበረ ዘይምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ። ብመንጎኝነት ቀ [...]
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

Radio Erena: 12 February 2023 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ መሰላት ብሓሙስ 9 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ (ፖርት ሱዳን) ወተሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት እያ

ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ (ፖርት ሱዳን) ወተሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት እያ

Radio Erena: 12 February 2023 ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን፤ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ ዘኽእላ ስምምዕ ኣርቂቑ መጽናዕቱ ከምዝወደአ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ወደብ ፖርት ሱዳን ክህነጽ ተወጢኑ [...]
ሶማሊላንድ ምስ ሶማል ክትጽምበር ኣብ ዝጠልብ ናዕብታት 9 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማሊላንድ ምስ ሶማል ክትጽምበር ኣብ ዝጠልብ ናዕብታት 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 12 February 2023 ኣብ ሶማሊላንድ ብዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ተቓውሞ ናዕብታት ብዝተፈጥረ ግጭት፤ ብውሑዱ ትሽዓተ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፤ ካልኦት 14 ከኣ ከምዝቖሰሉ ተገሊጹ። ዝሓለፈ ሰሙን፤ ሓያሎ መራሕቲ [...]
‘ኢጣልያ ንሓለዋ ዶብ ሊብያ ምሕጋዛ፣ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት የሕትታ እዩ’ ህዩማን ራይትስ ዎች

‘ኢጣልያ ንሓለዋ ዶብ ሊብያ ምሕጋዛ፣ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት የሕትታ እዩ’ ህዩማን ራይትስ ዎች

Radio Erena: 05 February 2023 ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ከቢድ ግፍዒ ንዘውርድ ዘሎ ሓለዋ ዶባት ሊብያ፣ ፋይናንስያዊ ደገፍ ምግባር፣ ብቐጥታ ምስ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝተኣሳሰር፣ መንግስቲ ኢጣልያ ክፈልጥ ኣለዎ፣ ክ [...]
1 11 12 13 14 15 265 130 / 2647