Author: Admin

1 9 10 11 12 13 265 110 / 2647
ኣብ መንጎ ኣዘዝቲ ሰራዊት ሱዳን ዝነበረ ናይ መትከል ፍልልይ ተጋፊሑ

ኣብ መንጎ ኣዘዝቲ ሰራዊት ሱዳን ዝነበረ ናይ መትከል ፍልልይ ተጋፊሑ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ጉጀለን ሲቪካውያን ማሕበራትን፤መሰጋገሪ መንግስቲ ናይ ምቛም ምፍርራም ስምምዕ፤ ናብ ዕለት 6 ሚያዝያ ከምዝተሰጋገረ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። [...]
ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊስ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ

ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊስ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ

Radio Erena: 26 March 2023 ናይ ዑቕባ መሰል ዘይተዋህቦም ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊዘርላንድ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ። ነቲ እማመ ዘቕረበ ኣባል ቆንስል ዳምያን ሚዩለር፣ ብገ [...]
ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ኢትዮጵያ፣ ናብ ኦነግ ሸኔ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ኢትዮጵያ፣ ናብ ኦነግ ሸኔ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 26 March 2023 ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኦሮምያ ዝርከቡ ዕጡቓት ሓይልታት፣ ብረቶም ኣውሪዶም፣ ናብቲ ሃገራዊ ዘተ ክሳተፉ ጸዊዑ። ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ኢትዮጵያ ብዕጡቓት ሓይልታት ክካየድ ዝጸ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስታት ሶማልን ኒጀርን፣ ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክገብር ይምድብ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስታት ሶማልን ኒጀርን፣ ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክገብር ይምድብ

Radio Erena: 26 March 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስታት ሶማልን ኒጀርን፣ ናይ ከበድቲ ኣጽዋር ሓገዝ ክገብር መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ንጸጥታን ድሕነትን ዘማእከለ ዘተ ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ሓላፊ ጉዳ [...]
ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝበኣሰ ዋሕዲ ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዘለወን ተገሊጹ

ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝበኣሰ ዋሕዲ ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዘለወን ተገሊጹ

Radio Erena: 23 March 2023 ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዋሕዲ ብቑዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ዘለወን ሃገራት ምዃነን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ብደረ [...]
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ከምዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ

ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ከምዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 23 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዱ ነቲ ነታ ሃገር ን37 ዓመታት ዝመርሕ ዘሎ፣ ዩዌሪ ሚሴቬኒ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ጀነራል ማዕረግ ዘለዎን ላዕለዋ [...]
ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ

ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ

Radio Erena: 19 March 2023 ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኻዪዱ። እቲ ብዕለት 15 መጋቢት ኣብ ከተማ ሪያድ ዝተኻየደ ዘተ፣ ወከልቲ ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃ [...]
ግብጺ ንኢትዮጵያ ኣፈራሪሃ

ግብጺ ንኢትዮጵያ ኣፈራሪሃ

Radio Erena: 19 March 2023 ግብጺ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ህዳሰ ኩሎም ኣማራጺታት ክፉታት እዮም ምባላ ንኢትዮጵያ ኣቖጢዑ። ግብጺ ከም ኣማራጺ ካብ ዘቐመጠቶምን፡ ዲጋ ህዳሴ ደው ንኸብል ክጥቀመሎም`የ ካብ ዝበለቶምን ኣማ [...]
ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ፕረዚደንት ሩስያ ክእሰር ትእዛዝ ሂቡ

ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ፕረዚደንት ሩስያ ክእሰር ትእዛዝ ሂቡ

Radio Erena: 19 March 2023 ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ICJ ፕረዚደንት ፑቲን ኣብ ዩክሬይን ብዝተፈጸሙ ምስ ህጻናት ዝተሓሓዙ ገበናት፡ ተቐይዱ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ንኽቐርብ ናይ ማእሰርቲ ትእዛዝ ኣውጺኡ። እቲ [...]
ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ

ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 12 March 2023 ፍሪዶም ሃውስ ዝተባህለ ጉጅለ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2023 ጸብጻቡ ኤርትራ ኣብ መዳይ ዴሞክራሲ፡ ካብተን ዝኸፍኣ ዝበኣሰት ዝብል ደረጃ ከምዝሓዘት ኣፍሊጡ። እቲ ካብ ዝምስረት መበል 50 ዓመ [...]
1 9 10 11 12 13 265 110 / 2647