Author: Admin

1 8 9 10 11 12 265 100 / 2647
ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን ይካየድ ኣሎ

ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 10 April 2023 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ንዘሎ ኩነታት ዝግምግምን ናብ ሓፈሻዊ ምርድዳእ ዘብጽሕን ዋዕላ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብ09 ሚያዝያ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን፣ ክሳብ ረቡዕ 12 ሚያዝያ [...]
ሶማል ምስ ሩስያ ከይትውግን ዝዓለመ ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ ፊንላንድ ናብ ሞቛድሾ ተኻይዱ

ሶማል ምስ ሩስያ ከይትውግን ዝዓለመ ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ ፊንላንድ ናብ ሞቛድሾ ተኻይዱ

Radio Erena: 10 April 2023 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ፔካ ሃቪስቶ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ፣ ናብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ፣ ብ07 ሚያዝያ ናብ ሞቛድሾ ኣብ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፤ ብ50 ሚልዮን ዶላር፤ ጸሓያዊ መመንጨዊ ጸዓት፤ ክሃንጽ እዩ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፤ ብ50 ሚልዮን ዶላር፤ ጸሓያዊ መመንጨዊ ጸዓት፤ ክሃንጽ እዩ

Radio Erena: 09 April 2023 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ተተካኢ ጸዓት ዝውዕል፤ ንኤርትራ ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ባጀት ኣጽዲቑ። እቲ ባንክ ብ6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ እቲ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ዝህነ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ

Radio Erena: 09 April 2023 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ ከምዘሎ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። [...]
ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ

ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 April 2023 ኣቦ ወንበር ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን'ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ። ንሱ፤ ፍጡር ናይ ጾመ ሮሞዳን ንምኽባ [...]
ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ ባሕታዊ፣ ኣብ መንደፈራ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ ኣህጉረ ስብከታት ኣረጋጊጹ

ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ ባሕታዊ፣ ኣብ መንደፈራ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ ኣህጉረ ስብከታት ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 04 April 2023 ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ፣ ባሕታዊ የነታ እዝራ ክብርኣብ፣ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ማሕበር ገዳም ደብረ ድማ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ፣ መግለጺ ቀኖናዊ ኣህጉ [...]
ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝሓቖፈ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ

ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝሓቖፈ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 04 April 2023 ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን፣ ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ሓለፍቲ ጸጥታ [...]
መራሕቲ ግብጺን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ዞባዊ ጉዳያትን ተመያይጦም

መራሕቲ ግብጺን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ዞባዊ ጉዳያትን ተመያይጦም

Radio Erena: 04 April 2023 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ2 ሚያዝያ ናብ ጀዳ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ወራሲ ዓ [...]
ናይ ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ገዚኡ

ናይ ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ገዚኡ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ተዋፊሩ ዘሎ ኣውስትራልያዊ ትካል ዳናካሊ፤ 50% ካብ ብርክታቱ ናብ ቻይናዊ ትካል ሲሹዋን ሸይጡ። ዳናካሊ ን13 ዓመታት ምስቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝውነን ትካል ኤ [...]
ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ ዝተኸሰሱ፣ 3 ኤርትራውያን ጥርጡራት፣ ገበነኛታት ምዃኖም ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ ዝተኸሰሱ፣ 3 ኤርትራውያን ጥርጡራት፣ ገበነኛታት ምዃኖም ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፤ ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን፤ ገበነኛታት ኮይኖም ከምዝረኸቦም ቤት ፍርዲ'ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ወዲ 20 ዓመት በረኸት ሰለሙ [...]
1 8 9 10 11 12 265 100 / 2647