Author: amanuel
ንዝነውሐ ዓመታት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ብምዃን ካብ ዝፍለጡ፡ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ፡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመሪጹ
RADIO ERENA – Sunday, 16 February 2025
ኣብ ዓለም፡ ንዝነውሐ ዓመታት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኮይኑ ብምግልጋል ካብ ዝፍለጡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፡ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ፡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት [...]

መስርሕ ምስጓግ ደገፍቲ ህግደፍ ካብ እስራኤል? ዘተ ምስ ክብሮም ተወልደ
RADIO ERENA - Friday, 14 February 2025
https://www.youtube.com/watch?v=3tmOlDXC2kI [...]
ኣዘርባይዣን፣ ኣብ ኤርትራ ዝተታሕዛ መራኽባ ንምፍታሕ ብመንገዲ ፕረዚደንት ሶማል ትሓትት ምህላዋ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena – Thursday, 13 February 2025
ኣዘርባይዣን፣ ካብ 07 ሕዳር 2024 ኣትሒዘን፣ ንልዕሊ ስለሰተ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ዝተታሕዛ፣ ሰለስተ መራኽባ ንምፍታሕ ከተካይዶ ዝጸንሐት ጻዕርታት ዛጊት ክዕወት ብዘ [...]
ንካርቱም ምሉእ ብምሉእ ክቖጻጸራ ተቓሪቡ ዘሎ ስራዊት ሱዳን ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም ምዃኑ ይገልጽ
RADIO ERENA - Wednesday, 12 February 2025
ንከተማ ካርቱም፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ምሉእ ብምሉእ ክቖጻጸራ ምዃኑ ዝገልጽ ዘሎ ሰራዊት ሱዳን፣ ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
እቲ ብጀነራል ዓብደ [...]
ሊብያ፣ ኣብ ሓደ ጋህሲ ናይ 28 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ
RADIO ERENA - 12 Wednesday, 2025
ኣብ ደቡባዊ ሊብያ፣ ዞባ ኣል ኩፍራ፣ ኣብ ሓደ ጋህሲ ናይ 28 ስደተኛታት ሬሳ ከምዝተረኽበ፣ ንቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
ቤት ጽሕፈት [...]

“ህዝቢ ዓፈር ካልእ ኣማራጺታት ከናዲ ይኽእል’ዩ፡ ነዚ ከይገብር ግን ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ክሕግዞ ኣለዎ”
RADIO ERENA - Wednesday, 12 February 2025
https://www.youtube.com/watch?v=RLwiaqLp3ds&t=2s [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 11 ለካቲት 2025 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 11 February 2025
Radio Erena · ሰሉስ 11 ለካቲት 2025
[...]

ብሉኣላዊነት ኤርትራ ዝዋገ ደምበ ተቓውሞ ሰዓቢ ይህልዎ ዶ? ዘተ ምስ መዓሾ ሰሎሞን – ደላይ ፍትሒ
RADIO ERENA - Monday, 10 February 2025
https://www.youtube.com/watch?v=5-GoPI1d2nI [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 09 February 2025
Radio Erena · ሰንበት 09 ለካቲት 2025
[...]

ምንቅስቓሳት ዓፈር ንለውጢን ርክባት ምስ ኢትዮጵያን – ዘተ ምስ ዓብዱራሕማን ሰይድ ቦሃሽም
RADIO ERENA - Friday, 07 Friday 2025
https://www.youtube.com/watch?v=gDYba5nLS4M [...]