Author: amanuel

1 22 23 24 25 26 233 240 / 2328
ሑቲ መጥቃዕትታቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል

ሑቲ መጥቃዕትታቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል

Radio Erena: Thursday, 28 December 2023 ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባር ዝዓለመ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን ንወደባዊት ከተማ ኢላት ናይ እስራኤል ና [...]
ኣብ ዓለም ሓደ ካብ 200 ሰባት ስደተኛ እዩ

ኣብ ዓለም ሓደ ካብ 200 ሰባት ስደተኛ እዩ

Radio Erena: Wednesday, 27 December 2023 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ ዓለማዊ መድረኽ ስደተኛታት፣ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ናይ 2023 ዓለማዊ ኣሃዛት ስ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ነበር፣ ህጹጽ ኣኼባ ክካየድ ይጽውዕ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ነበር፣ ህጹጽ ኣኼባ ክካየድ ይጽውዕ

Radio Erena: Wednesday, 27 December 2023 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ነበርን ሓላፊ ምውህሃድ ሲቪላዊ ደሞክራስያዊ ሓይልታት (ታቃዱም)፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ዘካይዱ ዘለዉ ጀነራላት፣ ነቲ ዝቕ [...]
“ምእሳር ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብጃምላ እዩ ዝካየድ ዘሎ” ጆርጅ ገብረስላሴ

“ምእሳር ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብጃምላ እዩ ዝካየድ ዘሎ” ጆርጅ ገብረስላሴ

Radio Erena: Wednesday, 27 December 2023 ግፋ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝለዓለ ናህሩ ይቕጽል ከምዘሎ ዳይሬክተርን መስራትን ትካል ተራድኦ ሱርባና፣ ጆርጅ ገብረስላሴ ምስ [...]
ፈረንሳ: ኣብ ኒጀር ኤምባሲኣ ትዓጹ

ፈረንሳ: ኣብ ኒጀር ኤምባሲኣ ትዓጹ

Radio Erena: Tuesday, 26 December 2023 ሃገረ ፈረንሳ ኣብ ኒጀር ዝርከብ ኤምባሲኣ ንዘይተፈልጠ ግዜ ክትዓጽዎ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ:: ፈረንሳ ኤምባሲ ክትዓጹ ዝተገደደት ዕልዋ ብምክያድ ኣብ ስልጣን ዘሎ [...]
በዓል ልደት: ኣብ ከተማ ቤትልሄም ተሰሪዙ ዩክሬን ድማ ዝበዓለሉ መዓልቲ ቀይራ

በዓል ልደት: ኣብ ከተማ ቤትልሄም ተሰሪዙ ዩክሬን ድማ ዝበዓለሉ መዓልቲ ቀይራ

Radio Erena: Tuesday, 26 December 2023 ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ እምነት ክርስትና ትማሊ 25 ታሕሳስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ከብዕሉ እንከለዉ ኣብያተ ክርስትያናት ከ [...]
ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን ብስዕረት ሰራዊቱ ይቑጣዕ

ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን ብስዕረት ሰራዊቱ ይቑጣዕ

Radio Erena: Tuesday, 26 December 2023 ከተማ 'ዋድ ማዳኒ' ብብርጋደር ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጎሎ ብዝምርሑ ዕጡቓት ተወርዋሪ ሓይሊ ድሕሪ ምትሓዛ ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ይቑጣዕ:: ዝሓለ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 24 December 2023 Radio Erena · ሰንበት 24 ታሕሳስ 2023     [...]
ኣብ 2024  ንበጻሕቲ ሓደገኛታት ዝኾና ሃገራት

ኣብ 2024 ንበጻሕቲ ሓደገኛታት ዝኾና ሃገራት

Radio Erena: Friday, 22 December 2023 ኣብ 2024 ንበጻሕቲ ሓደገኛታት ዝኾና ሃገራት ዓለም ተዘርዚረን። እቲ ብዓለማዊ ኣማኻሪ ትካል ጥዕናን ጸጥታን ማለት International SOS ዝወጸ መጽናዕቲ፣ [...]
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን፣ ምቁራጽ ተኹሲ ዝጠልብ ውሳኔኡ ከሕልፍ ትጽቢት ይግበረሉ

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን፣ ምቁራጽ ተኹሲ ዝጠልብ ውሳኔኡ ከሕልፍ ትጽቢት ይግበረሉ

Radio Erena: Friday, 22 December 2023 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ኣብ ልዕሊ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ምቁራጽ ተኹሲ ዝጠልብ ድምጺ ኣመልኪቱ ውሳኔኡ ከሕልፍ ትጽቢት ይግበ [...]
1 22 23 24 25 26 233 240 / 2328