ትካል ግብረ ሰናይ “ኣሊፍ”፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዳህሳስን ኩዕታን ቅርሲ 169 ሽሕ ዶላር ኣበርኪቱ

Radio Erena: 30 December 2019

ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተማ ጄኔቫ ዝመደበሩ ትካል ግብረ ሰናይ ኣሊፍ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዳህሳስን ኩዕታን ኣብ ሻድሻይ ክፍለ ዘመን ናይ ዝነበረ ቅርሲ ኣብያተ ክርስትያን ዝውዕል 169 ሽሕ ዶላር ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ።

እቲ ትካል ኣብ ናይ ኵናት ዞባ ንዝርከባ ከም ዒራቕ፣ ኣፍጋኒስታን፣ ፍልስጤም፣ ሶማልን ሱዳንን ዝኣመሰላ ሃገራት፣ ኣብ ዳህሳስ፣ ኩዕታን ዕቃበን ቅርሲ ዝውዕል ብጠቕላላ 10 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰ ዘመልከቱ ነዚ ሓበሬታ ዝልኣኹ ምንጭታት፣ ኤርትራ ሓንቲ ካብኣተን ምዃና ኣስሚሮም።

==============

COMMENTS

WORDPRESS: 0