ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ወሽመጥ ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚሪሑ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ወሽመጥ ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚሪሑ

Radio Erena: 22 June 2017

Bashir and Salman

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚርሑ።

እቲ ፕረዚደንት ብ20 ሰነ ናብ ጀዳ ድሕሪ ምእታው ምስ ንጉስ ሳልማን ብምርኻብ፣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ዞባ ወሽመጥ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ተዘራሪቡ።

ዛጊት ጸግዒ ናይ ስዑዲ ዓረብ ይኹን ናይ ቀጠር ዘይሓዘት ሱዳን፣ ነቲ ብኣሚር ኩዌት ዝቐረበ፣ ናይ ዕርቅን ሽምግልናን ተበግሶ’ያ ትድግፍ ዘላ።

 

====================

COMMENTS

WORDPRESS: 0