ኣብ ትሕቲ ይኣክል ዝተጠርነፋ ከተማታት ሕ.መ.ኣ. ብዕለት 25- 26 መስከረም 2020 ጉባኤ ኣካዪደን

Radio Erena: 27 September 2020

ኣብ ትሕቲ ይኣክል ዝተጠርነፋ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብመገዲ ወከልተን ብዕለት 25 26 መስከረም 2020 ጉባኤ ኣካዪደን።
እቲ ኣብ ትሕቲ ” ውሁድ ስራሕ ፣ ውሑስ መጻኢ” ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ጉባኤ ንዝመጽእ ክልተ ዓመት ዘገልግሉ ኣባላት ማእከላይ ባይቶን ፈጸምቲ ሽማግለን ሰለስተ ተካእትን መሪጹ። ኣቦ መንበር ኣምራጺት ኮሚተ ኣቶ ከሰተ በራኺ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እቲ ዘድሊ ቅጥዒ ዘየማልኣ ከተማታት ኣብቲ ጉባኤ ከም ተዓዘብቲ ጥራይ ከምተሳተፋ ድሕሪ ምሕባር ጉዳየን ኣብ ዝወድኣሉ ግና ናብቲ ባይቶ ከምዝጽንበራ ኣረጋጊጹ።

ኣቶ ከሰተ በራኺ ካብ ዝሃቦ ጸብጻብ ዝተጾምቀ ቀጺሉ ይቐርብ…

COMMENTS

WORDPRESS: 0