ኣመሪካ፣ ሕ/ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 09 August 2019

ኣመሪካ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን።

ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት ባሕርን ኣየርን፣ ከምኡ ድማ ናይ ሚሳይላት ዘጠቓለለ’ዩ።

ዕላማ እቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ውሕስነት ንግዳውያን መራኽብን ኣብ ምሕላውን ጸጥታ ባሕሪ ኣብ ምውሓስን ዝዓለመ’ዩ።

===================

COMMENTS

WORDPRESS: 0