ስቓይ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ኣብ ኤርትራ

Radio Erena: 14 September 2020

ውህበት የማነ የማነ ጓል 16 ዓመት እንከላ’ያ ተኣሲራ። ድሕሪ 14 ዓመታት ድማ ዝሓለፈ ቅንያት ተፈቲሓ።
ትወን ን16 ዓመታት’ያ ተኣሲራ ጸኒሓ። ካብ ሕጽኖቱ ተወሲዱ ን14 ዓመታት ዝተኣሰረ መንእሰይ’ውን ይርከቦም።
ብጠቕላላ 35 እሱራት’ዮም ተፈቲሖም። ዝተኣስርሉ እንኮ ገበን እምነቶም’ዩ። ገና ኣማኢት ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐ’ዩ ኣለዉ። ብስቓይ ህወይቶም ዝሓለፈ’ውን ሒደት ኣይኮኑን።

 

COMMENTS

WORDPRESS: 0