መንግስቲ ኢትዮጵያ ን361 እሱራት ምሕረት ጌሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ን361 እሱራት ምሕረት ጌሩ

Radio Erena: 27 December 2017

ethiopia

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይዲ ንዝጸንሑ 361 እሱራት ብ25 ታሕሳስ ምሕረት ከምዝገበረሎም ሺንሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።

እቶም ምሕረት ተጌርሎም ዘሎ እሱራት፣ ዓሚ ኣብ ዶቡባዊ ዞባ እታ ሃገር ኣብ ከባቢ ጌዶ ኣብ ዝተኻየደ ናዕብን ዕግርግርን ብምስታፎም ዝተኣስሩ’ዮም።

እንተኾነ እቲ መንግስቲ፣ ካብቶም ኣብቲ እዋን ብኣልማማ ዝተኣስሩ ኣማኢት ሰባት ነቶም 141 ብቕትለትን ካልእ ከበድቲ ገበናትን ከሲስዎም ኣሎ።

ኣብቲ እዋን’ቲ ብውሕዱ 34 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣይርሳዕን።

=======================

Get independent news first!

Sign up to receive notifications when new content is published

We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.

COMMENTS

WORDPRESS: 0