ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዘለዉ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ናብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ንምምላሶም ጎነጽ ይጥቐሙ ኣለዉ

ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዘለዉ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ናብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ንምምላሶም ጎነጽ ይጥቐሙ ኣለዉ

Radio Erena: 30 June, 2014

Eri Isra 30

መንግስቲ እስራኤል ፍሉያት ሓይልታት ብምውፋር፣ ነቶም ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ዘካይዱ ዘለዉ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብሓይሊ ኣብ መካይን እናጸዓነ ናብቲ ተዳጕኖምሉ ዝነበሩ ሖሎት ክመልሶም ጻዕርታት የካይድ ኣሎ።

ሰራዊት እስራኤል ኣብ ልዕሊ’ቶም ስደተኛታት’ውን ጎነጽ ይጥቐም ኣሎ። ብዘንብዕ ጋዝን ሓያሎ ኤርትራውያን ሃለዋቶም ከምዘጥፍኡ’ውን ተረጋጊጹ ኣሎ።

ንተወሳኺ ጸብጻብ፣ ኣብ ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ኤረና ተኸታተሉ።

====================================

COMMENTS

WORDPRESS: 0