c


Erena on Facebook

SFbBox by web design dubai

ነዘርላንድስ፣ ብዛዕባ ንጥፈታት ህግደፍ ብዝምልከት ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣዘራሪባ

Radio Erena: 21 April 2017

Yemane Mon

መንግስቲ ነዘርላንድስ፣ ብዛዕባ'ቲ ህግደፍ ኣብታ ሃገር ዘካየዶ ንጥፈታት ብዝምልከት ንኣምባሳደር ኤርትራ ጸዊዑ ከምዘዘራረቦ መርበብ ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊጹ።

እቲ ኣብ ነዘርላንድስ፣ ፈልድሆቨን ዝሓለፈ ሰሙን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ፣ ብዘጋጠሞ ተሪር ተቓውሞ ብደለይቲ ለውጢ ኣብ ሓደ መዓልቲ ከምዝተቛረጸ ኣይርሳዕን።

ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ነበርቲ ነዘርላንድስ ድሕሪ ዘርኣዩዎ ተሪር ናይ ተቓውሞ ሰልፊ፣ ምምሕዳር’ታ ከተማ ነቲ ዋዕላ ደው ከብሎ'ዩ ተገዲዱ። 

 

=============================

Share this post

Submit to FacebookSubmit to Google PlusSubmit to TwitterSubmit to LinkedIn



Powered by Joomla!®. Designed by: free hosting no ads resell dot me domains Valid XHTML and CSS.