c


መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ከቲሞም

Radio Erena: 09 July 2018

Abiy and Issaias 2

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሓባራዊ ሰላምን ምዝሕዝነትን ከምዝኸተሙ ካብ ኣስመራ ዝተፈነወ ዜና ኣፍሊጡ።

እቲ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድን ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ኣብ ሓሙሽተ ኣዕኑድ ዝተመርኮሰ ኮይኑ፣ ንሳቶም፣-ሃዋሁ ኵናት ክእለ፣ ኣብ ኩሉ ጽላታት ምትሕግጋዝ ክጅመር፣ ዲፕሎማስያዊ ርክባት ክቕጽል፣ ትግባረ ውሳነ ዶብ ከምኡ ድማ ኣብ ዞባዊ ሰላምን ምዕባለን ብሓባር ምስራሓን ዝብል'ዮም።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትይጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ሎሚ ሰኑይ 9 ሓምለ ካብ ኣስመራ ተፋንዩ።

=====================

Share this post

Submit to FacebookSubmit to Google PlusSubmit to TwitterSubmit to LinkedIn



Powered by Joomla!®. Designed by: free hosting no ads resell dot me domains Valid XHTML and CSS.